Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ፣ ዓለም ለኻዊን ዞባዊ ጂዶ ፖለቲካን ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ።
ሓላፊ ዋና ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብርጋዴር ጄነራል ቡልቴ ታደሰ ኣብ መደረኦም፥ እቲ ዘተ እዋናዊ፣…
ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ብፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም።
ኣብቲ ዑደት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ዳይሬክተር ካንትሪ ባንኪ ዓለም፣ ላዕለዎት…
ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዓለምለኸ ቻምበር ዱባይ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስፋሕ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዓለምለኸ ቻምበር ዱባይ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ኣብ ምስፍሕፋሕ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ።
ኮሚሽነር ኮሚሽንኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ÷ ምስ ተወካሊ ዓለምለኸ ቻምበር ዱባይ ኣብ ማእኸላይን ምብራቕን…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ዳን ጀርገንስ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን እዋናዊ ኩናታትብ ብምድሃብ መልዛቦም ተገሊፁ።
ኣይተ ኣሕመድ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ኣብዛ…
ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ውሽጢ ኻደ ሰሙን ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 11 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል 142 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን…
ዓለም ለኸ ጉባዔታት ኣብ ኢትዮጵያ ምክያዶም ሰፊሕ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ – ዶ/ር በለጠ ሞላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባዔታት ኣብ ኢትዮጵያ ምክያዶም ሃገራት ናብ ኢትዮጵያንኽመፅኣ ሰፊሕ ዕድል ዝፈጥር ከምዝኾነ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ገሊፆም።
ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኒኬሽን ሰለስተ ዝተፈላለዩ ጉባኤታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ።
ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሸን ሂሩት ገብረስላሴ፥ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምልከት መብርሁ ሂበን።
ኣብቲ መድረኽ ፅንሰ ሓሳብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣዘራሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ነበር ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ አሸናፊን ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሰለሞን አረዳን ኣዘራሪቦም።
ኣብቲ ዘተ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ…
ኣብ መመሓየሺ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ መመሓየሺ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ብምትኳር ምስ ሙሁራን ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዓውዲ ትምህርቲ ተሳቲፎም፡፡
ኣድላይነት ምምሕያሽ እቲ ፖሊሲን…
ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ንምሕላፍ ዝፈተኑ ሰራሕተኛታት ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተውሃቦም ሓላፍነት ንጎኒ ብምሕዳግ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝኣተዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ንምሕላፍ ዝፈተኑ ክልተ ሰራሕተኛታት ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክትትልን ቁፅፅርን ዝርገሐ ኮቪድ-19 ክገብሩ…