Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ኣብ 2014 ዓ.ም ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘርኣያ ክልላት ሽልማት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ኣብ  2014 ዓ.ም ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘርኣያ ክልላት ሽልማት ሂቡ። ብመሰረት ዝተቐመጠ መለክዒ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ንዝወፅኣ ቢሮታት ዝተፈላለያ ክልላት ኢዩ እቲ ሽልማት ተዋሂቡ።…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኢትዮጵያ ብሕብረት ግብራ ራዕዳውያን ዝተፈተኑ መጥቃዕትታት ምፍሻሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኢትዮጵያ ብሕብረት ግብራ ራዕዳውያን ዝተፈተኑ መጥቃዕትታት ምፍሻሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥  ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት፣ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ…

መራኸብቲ ሓፋሽ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ውፅኢታዊ ንክኸውን ማሕበረሰብ ካብ ምንቓሕ ብተወሳኺ  ኣብ ምስታፍ ምትካል ፈልሲ  እውን ድርብ ሓላፍነት ኣለዎም-…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነት መራኸብቲ ሓፋሽ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ውፅኢታዊ ንክኸውን ማሕበረሰብ ካብ ምንቓሕ ብተወሳኺ  ኣብ ምስታፍ ፈልሲ ምትካል እውን ድርብ ሓላፍነት ከምዘለዎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ  ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት  ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ተዛሪቦም።…

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፁ  20 ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክትታት ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ወ/ሮ ፈትያ ኣደም፣ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ከድር…

ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተምሃሮኦም ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሰልጠንዎም ተምሃሮኦም ኣመሪቖም። ዩኒቨርሰቲ ደብረ ማርቆስን፤ መምህራን ትምህርቲ ኮሌጅ ደሴ  ሎሚ ዕለት ተምሃሮኦም ኣመሪቖም። ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሰቲ ደብረ ማርቆስ ዶክተር ታፈረ…

ኣባላት ዲያስፖራ ተወለድቲ ጋምቤላ ብፀገም ፀጥታ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኣካላት ፀጥታ ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዲያስፖራ ተወለድቲ ጋምቤላ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብዝነበረ ፀገም ፀጥታ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣካላት ፀጥታ ደገፍ ገይሮም። መተሓባበሪ እቲ ደገፍ ኢንጂነር የን ሪያንግ፥ እቲ ደገፍ ልዕሊ 100 ሽሕ ብር ከምዝኾነ ሓቢሮም። ኣብ ቀፃሊ ኣብቲ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅእ ዝነበረ ግምታዊ ዋጋ ልዕሊ 33 ሚሊየን ዝኸውን ወርቅን ገንዘብ  ካልኦት ሃገራትን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅእ ዝነበረ ግምታዊ ዋግኡ ልዕሊ 33 ሚሊየን ዝኸውን ወርቅን ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉሙሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ግምታዊ ዋግኦም 33 ሚሊየንን 842 ሽሕን 600 ብር ዝኾኑ ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራትን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ስራሕቲ ምድላው ምዕራፍ  2015ን ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2014 በጀት ዓመት መጠቓለሊን ኣብ 2015 ስራሕቲ ምዕራፍ ምድላውን ገምጋምን ዘተን እናተኻየደ እዩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለስ…

ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ቴክኒክን ሞያን ዝሰልጠኑ ልዕሊ 10 ሽሕ ተምሃሮ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ዕዮ ልምዓት ቴክኖሎጂ ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለያዩ ዓውድታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 10 ሽሕ ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። እቲ ቤት ዕዮ፥ ካብ ደረጃ 2 ክሳብ ደረጃ 5 ብ124 ዓውድታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮኡ እዩ ኣመሪቑ ዘሎ። ኣብቲ…

ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መኮነናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ መርሃ ግብሪታት ዘስልጠኖም 1ሽሕ 631 መኮነናት ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓ ዝተረኽባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሓዊሱ ዕድመ ዝተግብረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡…