Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሕብረት ኣውሮፓ 33 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብምኽንያት ኲናት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ዝውዕልን ንተምሃሮ ምገባ ዝኸውንን 33 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ።
ኲናት ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት 8 ሺሕን 500 ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝዓነዉን 1 ሺሕን 500 ኣቢያተ ትምህርቲ…
ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከብፅሕ ከምዝኸኣለ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፈላማይ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከብፅሕ ከምዝኸኣለ ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣፍሊጡ።
እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍላይ ንደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን መድሕን ህይወት ዝኾኑ ናውቲ ከምዝኾነ ካብ…
ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ስራሕ ምምላስ ዜጋታት ሎሚ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ዜጋታት ምስ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት ኣብ ቀዳማይ ዙር ብዝተገበሩ 198 በረራታት ልዕሊ 71 ሺሕ ዜጋታት ከምዝተመለሱ…
ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ላዕለዋይ ኣገልግሎት ድሕንነት ሱዳንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ላዕለዋይ ኣገልግሎት ድሕንነት ሱዳን ኣሕመድ ኢብራሂም ኣሊ ሙፍዲን ካልኦት ኣመራርሓታት እቲ ትካልን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያ ሓበሬታን…
ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመ ኣፍሊጡ።
እተን ተኝከርከርቲ ህይወት ኣድሕን ደገፍ ሓዊሱ መድሓኒት፣ ዝዓነዉ ኣባይቲ መሊስካ ንምፅጋን ዘገልግሉ ከምኡውን ዝተጎድኡ ሰባት ንምሕካም…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ተቛሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ከምዝተቛረፀ ቢሮ ልምዓት መሬት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ…
ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ዓበይቲ ዓዲ ይላዘብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምምፃእ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ይላዘብ ኣሎ።
እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማ ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ እናተላዘበ ይርከብ፡፡
ዓበይቲ ዓዲ ካብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ከመዝነበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
…
ኣብ ዘፈር መሬት ዝፍፀም ሌብነት ንምክልኻል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ክጠናኸሩ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መሬት ተተሓሒዙ ዝፍፀም ስርቂን ምጭብርባርን ንምክልኻል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ “ውሱን ሃፍትና ዝኾነ…
ሚኒስቴር ምክልኻል መንግስቲ ወኪሎም ኣብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ንመንግስቲ ወኪሎም ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ዝተኻደየደ ስምምዕ ሰላም ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብርኪቱ።
እቲ ስነ-ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን÷ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት…