Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ከሚሴ በዓል ብሄር ብሄረሰባት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 በዓል ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማ ከሚሴ ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል÷ ''ብሄራዊ ሓድነትና ንዘላቒ ሰላምና'' ብዝብል መሪሕ ቃል ተኸቢሩ፡፡ ኣብቲ ኣከባብራ በዓል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…

መበል 22 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 22 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ኣሰናዳእቲ እቲ ፕሮግራም፣ መተሓባበርቲን ተሳተፍቲ እቲ ውድድርን ምስ ኣካላት ፀፅታ ተዋዲዶም ብምስረሖም፥ ብዕዉት ኩነታት ክዛዘም…

ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ኣትሌታት ሓዊሱ ካልኦት ክፋላት ሕብብረተሰብ ዝተሳተፉሉ ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መጀመሪ ስነ ስርዓት እቲ ዓብዪ ጉያ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣…

ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ ከምዝኣተዉ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ገሊፁ። እቲ ደገፍ ሕክምና ብነፈርቲን ተሽከርከርቲን ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝገለፆ፥ እቶም 20…

ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ተዛሪቦም። ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 31 ጉባኤ ተምህርቲ በዓል 8 ነጥብታት ቅዋም በምድማፅ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ…

ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ሰልጠና ኣብ ርከብ ወፃኢን ምሕላው ብሄራዊ ረብሓን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ስልጠና ዘህቡ ዘለዉ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም…

ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር 252 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር 252 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 76 ደቂ ኣኒስቴዮ ከምዘኾና ተሓቢሩ። እቶም 57 ስፔሻሊስት ሓካይም ከምዝኾኑ አወነ ተገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ ሚኒስቴራት ፋይናንስ ፀረ ግብረ ራዕዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ ሚኒስቴራት ፋይናንስ ፀረ ግብረ ራዕዲ ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ህንድ ኒው ደልሂ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ጉባኤ ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ “ንግብረ…

ፅባሕ ኣብ ሎሚ ኮይንኻ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከም ፋና ዝበለ ሚዲያ የድሊ-ኣይተ ኣብረሃም ኣለኸኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ሎሚ ኮይንኻ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከም ፋና ዝበለ ሚዲያ የድሊ ክብሉ ኣካቢ ኣመራርሓ ቦርድ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣተሓባባሪ ሚኒስትር ህንፀት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን  ኣይተ ኣብረሃም ኣለኸኝ ገሊፆም።…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ኣፍሪካዊ ዓወት ኢዩ- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ኣፍሪካዊ ዓወት ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስቴር…