Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፋኦ 262 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ትግራይ ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር 262 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ትግራይ ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ እቲ ዘበናዊ ድኹዒ ብፋኦን መዳርግቲ ኣካላትን ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 19 ሺሕን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ እናተሰርሐ ዘሎ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምኽትል ከንቲባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ እናተሰርሐ ዘሎ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምኽትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕቲ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢንዱስትሪን ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ተዛሪቦም። ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምስ…

ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ 2014 ዓ.ም ንልዕሊ 300 ሽሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 300 ሽሕ ስራሕ ኣልቦ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈረሎም ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ኣይተ ርስቱ ይርዳ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታትን ክልል ደቡብ 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ መፃኢ ዕለተ ሰሉስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መፃኢ ዕለተ ሰሉስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣትዉ ተገሊፁ። ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ተወከልቲ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ…

ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ብቐዳምነት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብቐዳምነት ንክሳተፉ  ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣብ ኣዲስ…

መድረኽ ሓዱሽ ወግዒ “መናእሰይ መሃናዲስ ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ  መድረኽ ሓዱሽ ወግዒ "መናእሰይ መሃናዲስ ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ" ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ መናእሰይ ንናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ ዘለዎም ኣበርክቶን ሓላፍነትን ዘርእይ ኢዩ ተባሂሉ።…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ንክልተ መዓልታት ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ፥ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝስታይ ውሳነታት ከምሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ጣሊያንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ፀፅታ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራልን ፖሊስ ጣሊያንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ፀፅታ ኣብ ሮም ተዛቲዮም። ብኮሚሽነር ጄነራል ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ናብ ጣሊያን ሮም ተጓዒዙ ምስ ሓላፊ ትካል ፖሊስ ጣሊያን…

1 ሺሕን 71 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 71 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 206 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና፥ 92 ድማ ህፃናትን…