Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣሜሪካ ተወሳኺ ሓገዝ 55 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝውዕል ተወሳኺ 55 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ።
እቲ ሓገዝ ብዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣቢሉ ከምዝተገበረ ተገሊፁ፡፡
ትካል ዓለም ለኸ ተራድኦ ኣሜሪካ ዝገበሮ…
ኣብ ምትሕብብር ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ህንድዲን ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚ ክልተኣዊ ርክብን ብዝበለፀ ንምጥንኃር ዘኽል ልዝብ ኣብ ህንዲ ኒውደልሂ ተኻይዱ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ህንዲ ኣኑፕሪያ ፓተልን ኢዮም ተዛቲዮም፡፡…
ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ኣብ በጀት ዓመት 2015 ተግባራዊ ትልሙ ናብ ኮሚቴ መተሓባበሪን ኣማኻን ባይቶ ወለልቲ ህዝቢ…
እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር ሓደጋ ብዘተኣማምን ኩነታት ምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፅና ኢና- ሌተናል ጀኔራል መሰለ መሰረት
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር ሓደጋ ብዘተኣማምን ኩነታት ምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፅና ኢና ዋና ኣዛዚ እቲ እዚን ተሸላሚ ሜዳይ ዓድዋን ሌተናል ጀኔራል መሰለ መሰረት ገሊፆም።
ሌተናል ጀኔራል መሰለ ምስ ኣፈፃፅማ ግዳጅ ምዕራብ እዚን…
ጋዜጠኛታት ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሃገር ለኸ ሓምለዋይ ኣሰር ቤት ፅሕፈት ቀዳማ ሚኒስትር ኣብ ዘሰናደኦ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም።
ከፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት…
ክሳብ ትማሊ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ተተኺሉ-ሚኒስቴር ግብርና
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ብመሰረት ዝተገበረ ርብርብ ክሳብ ትማሊ ብሓፈሻ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
“ኣሰርና ንትውልድና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝትከል ዘሎ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር 2014 ዓ.ም ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ።…
ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጎንደር ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ አን ጃኮብሰን ዑደት ንምግባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲየን።
እተን ኣምባሳደር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ቴዎድሮስ እንትበፅሓ ከንቲባ እታ ከተማ ዘውዱ ማለደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ንኣዶ ተምሃራይ ኤፍሬም ብመርሃግብሪ ድኻ ተኮር ካብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ በዓል ክልተ መደቀሲ ተዋሂቡዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኣዶ ተምሃራይ ኤፍሬም በለጠ ብመርሃግብሪ ድኻ ተኮር ካብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ በዓል ክልተ መደቀሲ ሂቡዋ።
ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከመዝበልኡ፥ ምምሃር ኣብ ኣተሓሳስባ ደቂ ሰባት ለውጢ…
ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያን ሽልማት ዕድመ ልክዕ ተደርኪቱሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያን ሽልማት ዕድመ ልክዕ ተደርኪቱሎም።
እቲ ሽልማት ፍላይት ግሎባል ዝተብሃለ ኩባኒያ አንግሊዝ ዝሃቦም እንትኸውን፥ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር ንዘርኣይዎ ዝለዓለ ኣመራርሓ…
1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…