Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣተገባባራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ዝነኣድ ብርኪ ከምዝርከብ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተገባባራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ዝነኣድ ብርኪ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡
መንግስቲ ፌደራል ብመሰረት ዝኣተዎ ውዕሊ ሰላም በረራታት ናብ ክልል ትግራይ ምጅማሮምን ህወሓት ዕጥቂ ምፍታሕ ምጅማሩን ከም ፅቡቕ ጅማሮ ዝረአ ከምዝኾነ ኮማንደር ገብረመስቀል…
ዝተፈላለያ ሃገራት ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ሰላማ ተረጋጊፁ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ሓላፍነት ክትዋፃእ ዘኽእላ ከምዝኾነ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ፣ እስያን ኣውሮፓን ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ሰላማ ተረጋጊፁ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ሓላፍነት ክትዋፃእ ዘኽእላ ከምዝኾነ ገሊፀን።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ፣ ዞባዊን…
ኢትዮጵያን ፈረንሳይን 2 ስምምዓት ሓገዝ ፋይናንስ ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ ) ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ክልተ ስምምዓት ሓገዝ ፋይናንስ ተፈራሪመን።
እቲ ፈላማይ ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ÷ ስምምዕነት 32 ሚሊየን ዩሮ እንትኸውን÷ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ክልላት ትግራይ ኣምሓራ፣ ዓፋር፣ ኦሮሚያን ደቡብ መፍረያይነት ሕርሻ ብምምሕያሽ…
ፋብሪካ ወርቂ ኣኮቦ ድሕሪ 3 ኣዋርሕ ፍርያት ከምዝጅምር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ወርቂ ኣኮቦ ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ፍርያት ከምዝጅምር ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።
ኢንጂነር ታከለ ሎሚ መዓልቲ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልል ጋምቤላን ብምዃን ከይዲ ተኸላ ፋብሪካ ወርቂ ኣኮቦ ተዓዚቦም፡፡
እቲ…
ሓፀርቲ ናይ ወፃኢ ስፖርታዊ ዜናታት
ሓፀርቲ ናይ ወፃኢ ስፖርታዊ ዜናታት
ቼልሲ ድሕሪ 17 ዓመት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ብፉልሃም 2 ን 1 ተሳዒራ፤ ናይ ትማሊ ምሸት ውፅኢት ስዒቡ ድማ ኣሰልጣኒ ግርሃም ፖተርስ ኣብ መፃብብ ኣቲዮም ይርከቡ፡፡
ኣብቲ ፀወታ ዝተሰለፈ ሓዱሽ ፈራሚ ዣኦ ፊሊክስ ኣብ ፈላማይ ፕሪሚየር ሊግ ፀወትኡ…
ዝተጀመረ ተስፋ ሰላም ንኽፀንዕ ኣቦኣዊ ሓላፍነትና ክንዋፃእ ኢና – ኣቦታት ሃይማኖት ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመረ ተስፋ ሰላም ንኽፀንዕ ኣቦኣዊ ሓላፍነትና ክንዋፃእ ኢና ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ክልል ትግራይ ገሊፆም።
ፋና ብሮድካስንቲግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማታት ሸራሮ፣ ኣኽሱምን ዓድዋ ዘዘራረቦም ኣቦታት ሃይማኖት ክርስትናን እስልምን÷ ሰላም ምስባኽ…
ውድድር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ፍፃምኡ ክረክብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ዙር ውድድር ጎብለላት ድምፃውያን ፋና ላምሮት ፅባሕ ፍፃምኡ ክረክብ ኢዩ።
ኣብዚ ዓመት ብሰለስተ ምዕራፋት ብዓወት ዝዛዘሙ 12ተወዳደርቲ ብፍሉይ ኩነታት ዝተኻተቱ ክልተ ተናሓናሕቲ ብሓፈሻ 14 ተወዳደርቲ ን10 ሰሙናት እናተናሓንሑ ፀኒሖም ኢዮም፡፡…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሚቴ ዘተ ምሁራን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሚቴ ዘተ ምሁራን ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምሁራን ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎም ግደ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብብርኪ ሃገር ኣብ 42 ዩንቨርስቲታት ዝተሳለጡ ዘተታት ብምጥማት ኢዮም ምስቶም ኣመራርሓ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ልኡኽ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ልኡኽ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲዮም።
ዋና መተተሓባባሪ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ኣብ ኣውሮፓን ኣሜሪካን ኣማኻሪ ዋና ፀሓፊ ኢስላሚክ ሊግን ዶክተር ኣብዱልዓዚዝ ሳርሃ÷ ነቲ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሰብኣዊ ደገፍን ስራሕቲ ቅድመ መጠንቀቕታን ከምዘጠናኽር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዐ ስዒቡ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሰብኣዊ ደገፍን ስራሕቲ ቅድመ መጠንቀቕታን ከምዘጠናኽር ገሊፁ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም ምስ…