Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ጥዕና ማእከል ሕክምና ኮቪድ ኮይኑ ግልጋሎት እናሃበ ዝነበረ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ናብ በዓል ዋንኡ መሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ሕክምና ኮቪድን ካልኦት ሃንደበታዊ ሕክምናን እናሃበ ዝነበረ ኣዲስ ፓርክ /ሚሊንየም ኣዳራሽ/ ናብ በዓል ዋንኡ ንሜድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብምንኣድ ኣረኪቡ፡፡
ሚኒስትር ሚኒሰቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ…
ኣብ ከይዲ ኣወሃህባ ፍርዲ ጥፍኣተኛ ዝተብሃሉ ዳያኑ ስጉምቲ እርማት ከምዝተውሃበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ኣወሃህባ ፍርዲ ጥፍኣተኛ ንዝተብሃሉ ዳያኑ ስጉምቲ እርማት ከምዝወሰደን ናይ ዳያኑ ዓቕምን ክእለትን ንምዕባይ ስልጠና ምውሃቡን ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ፍርዲ ኣይተ ተስፋዬ መለሰ ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር…
ኣብ ዓመት 8 ነጥቢ 1 ሚሊየን ቶን ሲሚንቶ ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ ሲሚንቶ ኣብ ሸበል በረንታ ክህነፅ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት 8 ነጥቢ 1 ሚሊየን ቶን ሲሚንቶ ምፍራይ ዝኽእል ፋብሪካ ሲሚንቶ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ኣብ ሸበል በረንታ ክህነፅ እዩ፡፡
ምስ ህንፀት እቲ ፋብሪካ ተተሓሒዙ ስነ ስርዓት ክታም ፍቓድ ስምምዕነት ላዕላዋይ ብርኪ ፍርያት ማዕድን ኣብ ከተማ…
ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ኮተቤ 2 ሽሕን 881 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 2 ሽሕን 881 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓዊሱ ተመረቕቲ ተምሃሮ፣ ስድራኦምን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…
ቅድሚ 30 ዓመታት ዝተዘርአ ኣተሓሳስባ ምፍልላይ እናጠፍአ ብኣተሓሳስባ ሕውነት ንኽትካእ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 30 ዓመታት ተዘሪኡ ዝነበረ ኣተሓሳስባ ምፍልላይ እናጠፍአ ብኣተሓሳስባ ሕውነት ንኽትካእ ይስራሕ ምህላዉ ሓላፊ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኻዊ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም፡፡
ቤት ዕዮ ዓለም ለኻዊ ርክብ ፓርቲ…
ኣብ ታንዛኒያ ንዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ ሎሚ መዓልቲ ክጀመር እዩ – ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ምስ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰኛታት ብምትሕብባር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ ከምዝጅመር ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ተዛሪቦም፡፡
ብፕሬዝዳንት ጉባኤ ጳጳሳት ካቶሊክ ኢትዮጵያ ብፁዕ…
ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ ኣኼባ ተሳትፉኡ ዛዚሙ…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግብረ ራዕዳውያን ብምስዓር ሰላምን ድሕንነትን ሃገር ንምርግጋፅ ዘኽእል ቁመና ሃኒፁ-ሜ/ጀኔራል ፍቃዱ ፀጋዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግብረ ራዕዳውያን ብምስዓር ሰላምን ድሕንነትን ሃገር ንምርግጋፅ ዘኽእል ቁመና ከምዝሃነፀ ምክትል ኣዛዚ ምብራቕ እዚ ሜ/ጀኔራል ፍቃዱ ፀጋዬ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሎሚ እውን ከም ልሙድ ፀላእቲ…
ኢትዮጵያ ንእትሰርሖም ተግባራት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ከምዝድግፍ ውሕመ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ዓሊማ ንእትሰርሖም ተግባራት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ከምዝድግፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም አሰፋ፥ ኣብ ኒዮርክ ምስ ዝሳለጥ ዘሎ ገምጋም ሸቶታት ዘላቒ…
ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ ወረዳ መቕደላ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ደገፍ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ ወረዳ መቕደላ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ደገፍ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ።
ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ኮበርታን 368 ኩንታል ሑሩጭን ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ።
ኣተሓባባሪ እቲ ደገፍ…