Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝገጠመና ማሕለኻ ንምስጋር ማሕበራዊ ክብርታትና ክነጠናኽር ይግባእ – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ዘጋጠሙ ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ማሕለኻታት ንምስጋር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ማሕበረሳዊን ተፈጥሮኣዊን ክብርታት ምክንኻን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን…
ግብረ ራዕዲ ይኹን ወራሪ ሓይሊ ንምድምሳስ ኣብ ዘተኣማምን ወታደራዊ ቁመና ንርከብ – ሜጄር ጀኔራል ናስር ኣባዲጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”መንግስቲ ብዝህበና ትእዛዝ መሰረት ብምግባር ግብረ ራዕዲ ይኹን ወራሪ ሓይሊ ሙሉእ ብሙሉእ ንምድምሳስ ኣብ ዘተኣማምን ወታደራዊ ቁመና ንርከብ” ክብሉ ሜጄር ጀኔራል ናስር ኣባዲጋ ገሊፆም።
ኣብ እዚ ደቡብ ዘርከብ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ካብ ዝኾነ ይኹ…
ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1ኛ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይን መዛዘሚ እቲ በጀት ዓመትን መክያድ ጀሚሩ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 እቲ ምምሕዳር ከተማን ብቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር እቲ ምምሕዳር ፀብፃብ…
ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ከምዝተኣወጀ ተገሊፁ።
ምስ እዋናዊ ኩነታት ብምዝማድ ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ንምቁፅፅር እቲ ገደብ ሰዓት እቶቶ ምእዋጁ ቤት ሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ስለዝኾነ ኣብ…
መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብ ዋና ከተማ ዛምቢያ ዝኾነት ሉሳካ ዝካየድ…
ኣይተ ምትኩ ካሳ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ብምጥርጣር ትማሊ ኣብ ቀይዲ ዝወዓሉ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ምሕደራ ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ሎሚ መዓልቲ ኣይተ ምትኩ ካሳ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
ኣይተ ምትኩ ካሳን ኢያሱ ምትኩን ናብ ቀዳማይ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ላዕለዋይ…
ኤምባሲ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ።
ኣምባሳደር ቶንጉ ሲም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ኣምባሳደር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲየን።
እቲ ኮሚሽን ናብ ስራሕ ድሕሪ ምእታዉ ዝፈፀሞም ቃንዲ ቀንዲ ተግባራት ነተን ፕሬዚዳነት ኣብሪሆም።
ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ፥ ምስ ክልላትን መዳርግቲ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ዓለም ለኸ ማእኸል ማላማድ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ዓለም ለኸ ማእኸል ማላማድ(ጂሲኤ) ፕሮፌሰር ፓተሪክ ቨርኩጅን ተዛቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ትልሚ ማላማድ ብምስንዳእ ተግባራዊ ትገበር ከምዘላ ኣረዲአን።
ኢትዮጵያ ከምሃገር ንለውጢ ክሌማ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ ንዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ ሂበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ 80 ፕሮጀክት ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ኣብቲ ከባቢ ንዝነብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ሂበን።
እቶም ኣባይቲ ነበርቲ ቅድም ክብል ብዝነበሮም ስፍሓትን መጠንን ኣባይቲ ከምዝኾነ…