Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ሸገር ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ሸገር ተጣይሹ። ኣብቲ ምስረታ ድማ ኣይተ ቃበቶ ኣልቤን ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ገይሩ ሾይሙ። ወይዘሮ ፀሃይ ደበሌ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኮይነን ተሾይመን። እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንጨንፈር ቤት ፅሕፈት ትግራይ 15 ተሽከርከርቲ ኣስረከበ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ትግራይ እቲ ማሕበር ዝኾና 10 ኣምቡላንስን ሓሙሽተ ቀለልቲ ተሽከርከርቲን ኣስረከበ። እቲ ሓገዝ ካብ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ዘስተረኸበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ፕሬዚዳንት ማሕበር…

ኣብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ምምዕርራይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ÷ ካብ ሎሚ ለይቲ ሰዓት ሽዱሽተ 30 ታሕሳስ ጀሚሩ ብዝግበር…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዉ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኪን ጋንግ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ  ኢትዮጵያ ዕላዉ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኪን ጋንግ ኣብ እዋን ዑደቶም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተራኺቦም ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት…

በዓል መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ሃላባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ሃላባ 'ሴራ' ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል "ሴራና ዘደንቕ ተኸባቢርካ ናይ ምንባር ባህልና" ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ሓላፊ መምርሒ ልምዓት…

ኣብ ዓመት 3 ግዘ ዝኽበር “ጮዬ ማስቃላ” ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት 3 ግዘ ዝኽበር “ጮዬ ማስቃላ” ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ። እቲ በዓል፥ ካብ ባህላዊ ክብሪታት ዞባ ጋሞ ሓደ ዝኾነን ዋና መለወጢ ዘበን " ዮ ጋሞ ማስቃላ” (laytha laame)ን ኢዩ። “ጮዬ ማስቃላ”፥ ኣብ ዞባ ጋሞ ዞን ብፍሉይ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብቤት ፅሕፈቶም ኣብ ዝምርሑ ፕሮጀክታት ልምዓት እናሰርሑ ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት መኣዲ በዓል ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምርሑ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት እናሰርሑ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መኣዲ በዓል ኣካፊሎም። ፍልፍል፦ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ በዓል ልደት ኣብ ማእኸል ምግባ እታ ከተማ ምስ ዝርከቡ ወገናት ኣሕሊፈንኡ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ወገናትና ብምምጋብ ፃዕሪ ትገብሩ ዘለኹም ገበርቲ ሰናይ፣…

ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። በዓል ልደት ኣመልኪቶም ኣብ ብላቴ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዕዝ ማሰልጠኛ…

ዝተፈላለያ ሃገራት ንበዓል ልደት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት ንበዓል ልደት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ኢትዮጵያ  ዝርከብ ኤምባሲ ኣውስትራሊያ፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ብምዃን በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ መልእኽቱ…