Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስቴር ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድን ሑሴን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ዓብዪ ኮሚቴ…
ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዘኽእል መዘክር ስምምዕነት ከቲመን።
እቲ ተርሚናል፥ ኢትዮጵያ ሃፍቲ እንስሳት ብዝግባእ ናብ ወፃኢ ንክትልእኽ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ብተወሳኺ ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዝሕግዝ…
ኣብ ትግራይ ንዝትገበር ዳግመ ህንፀት ስምምዕነት ፕሮጀክት ትግበራ ሳልሳይ ወገን ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ንዝካየድ ፕሮጀክት ዳግም ህንፀት ምስ ኤጀንሲ ኣገልግሎት ፕሮጀክትታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ሳልሳይ ወገን ሰነድ ስምምዕነት ትግበራ ከቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ፋይናንስ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ…
ዝማዕበለ ኣእምሮ ዝፈረሰት ከተማ ይሃንፅ፤ ዝፈረሰ ኣእምሮ ድማ ዝተሃነፀት ከተማ የፍርስ -ብዓል ሞያ ቅኒተ ሕልና
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝማዕበለ ኣእምሮ ዝፈረሰት ከተማ ይሃንፅ፤ ዝፈረሰ ኣእምሮ ድማ ዝተሃነፀት ከተማ የፍርስ ክብል ብዓል ሞያ ቅኒተ-ሕልና (ማይንድ-ሴት) ገሊፁ።
እቲ ብዓል ሞያ፥ ጥዕንኡ ዝሓለወ መነባብሮን መንነትን ንክህልወና ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ክህልወና ግድን እዩ…
ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝተዋህለለ መድሓኒት ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝተዋህለለ መድሓኒት ከምዝሓዘ በዓል መዚ መግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ መድሓኒት ክተሓዝ ዝኸኣለ፥ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ ሓደ መንበሪ ገዛ ተዋህሊሉ ንዕዳጋ ክቐርብ ክብል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…
ዶብ-ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ ነቲ ዝጀመርዎ ስራሕቲ ሰናይ ተግባር ንክቕፅሉሉ ተሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ-ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ ምንቅስቓስ ኣብ ዝገበሩሎም ከባብታት ኩሉ ዝሰርሕዎም ሰናይ ተግባራት ዝተባብዑ ብምዃኖም ዝጀመርዎም ስራሕቲ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሓቲቱ።
ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝመፁ…
ምትሕብባር ትካላት ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ክልቲኦም ትካላት እኹል ሓይሊ ሰብ ምስ ምቕራብን ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ሓሊፉ ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
ሚኒስቴር ስራሕን…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ስላሴ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንለውጢ ዘለዎ ፅኑዕ እምነት እቶም ዳይሬክተር ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር…
ዓውዲ ትምህርቲ ብቕዓት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምህናፅ ከምዝሰርሑ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትምህርቲ ብቕዓት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምህናፅ ትኹት ገይሮም ከምዝሰርሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም።
እቲ ሚኒሰስትር ምስ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ኣብ ኣመራርሓ ለውጢ፣ ትካላዊ ስነ-ምግባር፣ ኣብ…
ኣብ ዝተዛዘመ በጀረት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀረት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ንህንፀት…