Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም።ሠ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ንዝተውፃእፅኡ ኣረጋዊያን፣ ጉድኣት ኣካልን ኣብ ጎደና ዝመሓደሩን ወገናት…

በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ እቲ በዓል ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ኣብ ዝተፈላለዩ ካፋላት ኢትዮጵያ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት…

ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ርችት ምትኳስ ክልኩል ኢዩ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ርችት ምትኳስ ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ቅድሚ ሕዚ ብዘይሕጋዊ መገዲ ጦር መሳርሒ ዘዘዋውሩ ኣካላት በዓላት ሓሊዮም ርችት ሽፋን ብምግባርን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታት ከምዝትኩሱ ምርግጋፁ እቲ ፖሊስ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ዝተረኸበ ሰላም ብምሕላው ኢኮኖሚ ምድንፋዕን ሕብረ…

ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓማውቲ ሃገሮምን ህዝቦምን ብጅግንነት ንዘገልገሉ ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ። ከይዲ እቲ ህንፀት በቲ በዓል ዕድልን ሚኒስቴር…

ኣብ ከይዲ ፍርዲ እናሃለወ ካብ ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌደራል ዘምለጠ ኪዳነ ዘካርያስ ኣብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሉ ኣብ ከይዲ ፍርዲ እናሃለወ ካብ ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌደራል ዘምለጠ ኪዳነ ዘካርያስ ኣብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብዝፍፀም ተግባር ጭካነን ግፍዒ ዝተመልኦ…

ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ምክትል ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኢንጅነር ጌቱ ግዛውን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን…

ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ውቕር ኣቢያተ ክርስቲያናት ላሊበላ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ንምኽባር ናብ ላሊበላ ዝኣተዉ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ውቕር ኣቢያተ ክርስቲያናት ላሊበላ ዑደት ኣካይዶም። መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት በዓል ልደት ንምኽባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ላሊበላ…

ትካል መፍረዪ እታወታት ኮምስትራክሽን ምክልኃል ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዘኽእሎ ምምሕያሽ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መፍረዪ እታወታት ኮምስትራክሽን ምክልኃል ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዘኽእሎ ምምሕያሽ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ኣሕመዲን መሓመድ ገሊፆም። ዶክተር ኣህመዲን መሓመድን ኣመራርሓታት ትካላት ኮንስትራክሽን…

ኣምባሳደር ተሾመ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተሾመ ካብ 28 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ብምዃን ተሾይሞም። ኣምባሳደር ተሾመ ቅድሚ ሕዚ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ብምዃን ኣገልጊሎም፡፡ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ÷ ኣብ…