Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናይ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ጀሚሩ። እቲ ባንኪ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ናይ ሰላም ስምምዐነት ስዒቡ ኣብ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ዳግም ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ምሃብ ኝጅማሩ ኣዘኻኺሩ። ካብቶም…

ኣብ ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ተጠናኺሩ ንኽቕፅልንዝድለ ውፅኢት ንኽመፅእን ተሳትፎ ህዝቢ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ተጠናኺሩ ንኽቕፅልንዝድለ ውፅኢት ንኽመፅእን ተሳትፎ ህዝቢ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ኣብ ከተማ ዓድዋ ብዝተገበረ መድረኽ ዘተ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ መንግስቲ ፌዴራል ድሕሪ እቲ ስምምዕነት ሰላም ኣብቲ ክልል ሰላም…

ኣብ ሰሜን ከባቢ ዝተፈጠረ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ተሸጋጊሩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሰሜን ከባቢ ዝተፈጠረ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ተሸጋጊሩ ኢሎም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘስፈርዎ ፅሑፍ፥ ናይ…

ከተማ ሶሮቃ ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነበረ ጎንፂ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብብምኽንያት ዝበፅሐ ዕንወት ኣብ ከተማ ሶሮቃ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ኣገልግሎት ተመሊሱ። ኣብ ሶሮቃን ከባቢኣን ንክልተ ዓመት ተቋሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ተመሊሱ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ቱርኪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕላዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሪፐብሊክ ቱርኪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ያሳር ጉለር ጋርም ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተራኺቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንድ ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንድ ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሼሪ ሮበርት ሸክቲንተን ገሊፆም። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሼሪ ሮበርት ሸክቲንግተን…

ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ገይሮም። እቲ ዘተ ንብዝሃ ቋንቋ ኣተገባብራ ካብ ኣፍ መፍትሒ ብተወሳኺ ናይ ሃገር ውሽጢን ወፃኢን ቋንቋታት ኣብ ሰርዓተ ትምህርቲ ንምክታት…

መስርሒታ ዝቐተለት ውልቀሰብ ብድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ  ክትቅፃዕ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ወር መሃያ ኣይተኸፈለኒን” ብዝብል ቂም ተለዓዒላ ንመስርሒታ ቀቲላ ዝተብሃለት ኣበቡ ሙላቴ ብዕድመ ልክዕ ፅኑ ማእሰርቲ ክትቅፃዕ ውሳነ ተመሓላሊፉ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒ ዘፈር ዓቃቢ ሕጊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ፍሉይ ገበን÷ ዓቃቢ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ። ኣብቲ ዘተ ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታትን ውሱንነታትን ዘተ ተገይሩ። ኣብ ኣክሱምን ዓድዋን ከተማታት ይግበሩ ኣብ ዘለዉ ዘተታት ናይ ፌዴራል መንግስቲ ናብተን ከተማታት ምስ…

ፍኖተ ካርታ ኣወሃህባ ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋን ቅልጡፍ ምላሽን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍኖተ ካርታ ኣወሃህባ ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋን ቅልጡፍ ምላሽን ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፍኖተ ካርታ÷ ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓማውቲ ዝትግበር እንትኸውን÷ ሓደጋ ኣቐዲምካ ኣብ ምክልኻል ትካላት ተዋዲደን ንኽሰርሓ ዝገብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ውፅታዊ…