Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ሰላም መሰረት ኩሉ ኢዩ፤ ንሰላም ድማ ኩሉ ሰብ መሰረት ኢዩ”-ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰላም መሰረት ኩሉ ኢዩ፤ ንሰላም ድማ ኩሉ ሰብ መሰረት ኢዩ” ክብሉ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ተዛሪቦም።
“ሃይማኖት ንሰላም” በዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ብሚኒስቴር ሰላምን ጉባኤ…
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ንኽቕፅል ኣንፈት ኣቐሚጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ንኽቕፅል ኣንፈት ኣቐሚጡ።
ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ፥ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ጉዳይ ፀፅታን እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ…
ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሹ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሹ ገሊፁ።
ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ጃኒዝ ሊነርሲስ፥ ኣብ ክልል ትግራይን ሶማሌን ዝገበርዎ ዑደት ክልተ መዓልቲ ምዝዛሞም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ…
ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንመፃኢ ትውልዲ ኣብዚ ዙር ሕድ…
ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንምንጋስ ዝግበሩ ፃዕሪታት ከምእትድግፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንምንጋስ ዝግበሩ ፃዕሪታት ከምእትድግፍ ገሊፃ።
ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ሰላመን ጉዳይ ወፃኢን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዶክተር ዲማ ነገዎ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ጉዳያት ኣውሮፓን ርክብ ወፃኢ ታሕተዋይ ቤት ምኽሪ ጣሊያንን ፒየሮ ፋሲኖ…
ጉባኤ ቻይና-ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ሓድነትን ምክብባር ምዕሳል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምዝታይ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ቻይና-ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ሓድነትን ምክብባር ምዕሳል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምዝታይ ተዛዚሙ።
ምዝዛም እቲ ጉባኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዝተውሃበ መግለፂ፥ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ንምሕላው ብሓባር ንምስራሕ ቃል ኣቲዮም።…
ሚኒስቴር ፍትሒን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
ሚኒስትር ዲኤታ ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደውን ቺፍ ኢንፎርሜሽን ኦፊሰር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ጌትነት ታደሰን ነቲ ስምምዕነት…
ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ዘጋጥሙዎም ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ዘጋጥሙዎም ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ተኻይዱ።
ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታትን ልምዓት ቢዝነስን ክልል ሲዳማ ኣይተ ጴጥሮስ ማርቆስ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መድረኽ…
ንፍርያት ዘድልዩ እታወታት ኣብ ዕዳጋ ክረኽቡ ከምዘይከኣሉ ማሕበር ኢንዱስትሪታት ቆርበት ኢትዮጵያ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፍርያት ዘድልዩ እታወታት ኣብ ዕዳጋ ክረኽቡ ከምዘይከኣሉ ማሕበር ኢንዱስትሪታት ቆርበት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዓውዲ ከምዝገለፁዎ፥ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዕዳጋ ቆርበት ኣንቆልቊሉ ዝነበረ…
ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይወስዶ ብዘሎ ኦፕሬሽን ጠንካራ መምሀሪ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይወስዶ ብዘሎ ኦፕሬሽን ጠንካራ መምሀሪ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መርሃ ግብሪ መበል ራብዓይ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ኣዲስ…