Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰነ-ስርዓት ቀብሪ ሰነ ጥበባዊ ዳዊት ነጋ ኣብ ቅድስ ስላሴ ካቴድራል ቤተክርስትያን ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰነ-ስርዓት ቀብሪ ሰነ ጥበባዊ ዳዊት ነጋ ኣብ ቅድስ ስላሴ ካቴድራል ቤተክርስትያን ተፈፂሙ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስድራቤትን ኣድነቕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ፀሎተ ፍትሓትን ታሪኽ ሂወቱን ቀሪቡ።
ከያኒ ዳዊት ነጋ ካብ ኣብኡ ኣይተ ነጋ ተስፋይን ካብ…
ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ክልተኣዊ ርክባት ንምጥንኻር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ናብ ዝነዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእሉ ዓውዲታት ፖለቲካ፣ ምክልኻል፣ ባህልን ቱሪዝምን፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ሰነድ ስምዕነት ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ንክልተ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝፀንሐ…
ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝረብሕ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝረብሕ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሄራዊ ዘተ ጠሚቶም ንዘልዓልዎ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ኮሚሽን ዘተ ብቤት ምኽሪ…
ምስ ህዝቢ ድሕሪ ዝተገበረ ዘተ ብዝተሰርሐ ሰላምን ሕጊን ናይ ምኽባር ስራሕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህዝቢ ድሕሪ ዝተገበረ ዘተ ብዝተሰርሐ ሰላምን ሕጊን ናይ ምኽባር ስራሕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም፡፡
ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ፥ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ዝተጀመረ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰላም ንኽህሉ ኣጠንኪራ ክትሰርሕ ኢያ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰላም ንኽህሉ ኣጠንኪራ ከምትሰርሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኢትዮጵያውያን ደለይቲ ሰላም ከምዝኾኑ ዓለም ከምዝመስከረ…
ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሃገራት ሰላም ንክህሉ ክትሰርሕ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሃገራት ሰላም ንክህሉ ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ከያኒ ዳዊት ነጋ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ክፍፀም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ከያኒ ዳዊት ነጋ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8፡ ክፍፀም ኢዩ።
ከያኒ ዳዊት ነጋ ብ1979 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ ዝዓበየን ዝተምሃረን እንትኸውን፥ ገና ወዲ 10 ዓመት እንከሎ ወለዱ ብሞት ከምዝተፈልይዎ ኣብ ሓደ…
ድሕሪ ለውጢ ዘጋጠሙና ፈተናታት ከመይ ሓሊፍናዮም ዝብል ምርኣይ ግቡእ ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት መብርሂ ሂቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንዝቐረበሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ብብርኪ ሃገር ድሕሪ ለውጢ ኣብ ከይዱ ዘጋጠሙ ዕንቅፋታት ብትኽክል…
ዝፈረሰ ኣእምሮ ሃገር ኣይሃንፅን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ዝፈረሰ ኣእምሮ ሃገር ኣይሃንፅን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዝህቡዎ መልሲ ዘዳምፅ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብቃል ዝህቡዎ መልሲ ዘዳምፅ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ።
እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝተፈላለዩ…