Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ብምጥማት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል- ቡርሃን  ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም። ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚስትራት ኢጋድ ንዝተሳተፉ ሚኒስትራት ጌዳይ ወፃኢ…

ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ህንፀት ዓቕሚ ማሕበረሰብ ሬዲዮን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ  ረዳት ዳይሬክተር ሓበሬታ ዩኔስኮ ቶፊቅ ጀላሲ ተዛቲዮም። ዶክተር በለጠ፥…

መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ካርቱም እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)  ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዘቕረቡዎ ፀብፃብ ብምፅቕ ተዛዚሙ። እቲ ቢት ምኽ…

1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዙጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ክንክን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ማእኸል መፅንሒ ክኸዱ…

ብሰለስተ ኣንፈታት ናብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ይጓዝ ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ንምብፃሕ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ልምዓት ብምትሕብባር ብሰለስተ ኣንፈታት (ኮሪደራት) ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ እናጓዓዓዘ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥት ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት…

ኤጀንሲታ ውሕመ 54 ሺሕን 400 ሰባት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲታ ውድብ ሕሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ዝተመዛበሉን ብሓደጋ ዝተጎድኡን ዜጋታት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ዝውዕል ፕሮጀክት 18 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም። ኣብ ክልቲአን ክልላት ንኣርባዕተ ዓማውቲ ዝፀንሕ መርሃ…

መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ኣብ ካርቱም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ሱዳን ካርቱም ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ÷ ኢጋድ ኣብቲ ዞባ ሰላምን ምርግጋእን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዳያስፖራ ጉዳይን ኬንያ ኣልፍሬድ ሙቱዋ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ጎድና ጎድኒ ኣብ ካቱም እናተኻየደ ዝርከብ ኣኼባ ኣብ ዝገበሩዎ ልዝብ÷…

ኣብ 2013/14 ብዝተሰርሐ ግምታዊ ስልሒት ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 617 ሺሕ ሰባት ምስ ኤች ኣይ ቪ ቫይረስ ይነብሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013/14 ብመሰረት ዝተሰርሐ ግምታዊ ስልሒት ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 617 ሺሕ ሰባት ኤች ኣይ ቪ ቫይረስ ኣብ ደሞም ከምዝርከብ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ÷ ኣከባብራ ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ቀን ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን።…