Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕ/ር ብርሃኑ ነጋ ምስ ሚኒስትር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ደቡብ ሱዳን ጋብርኤል ቻንግሰን ቻንግን ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሞም።
ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያ…
መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል 16 ናይ ኣፍሪካ መናእሰይ ወርሒ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል 16 ናይ ኣፍሪካ መናእሰይ ወርሒ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መርሃ ግብሪ÷ “ንቑሕ ተሳትፎ መናእሰይ ንልምዓት ስብእና” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሓደ ወርሒ ዝኣክል ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት እናተኸበረ ፀኒሑ፡፡…
ስምምዕነት ሰላም ተግባራዊ ንኽኸውን ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝፃወቱ ኣባላት ዲፌንድ ኢትዮጵያ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ተግባራዊ ንኽኸውን ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝፃወቱ ኣባላት ዲፌንድ ኢትዮጵያ ግብረ ሓይሊ ዩኬ ኣፍሊጦም።
ኣባላት ዲፌንድ ኢትዮጵያ ግብረ ሓይሊ ዩኬ÷ ካልኣይ ዓመት በዓል ምስረተኦም ኣብ ለንደን ኤምባሲ ፌሬሪኢ ኣኽቢሮም፡፡
በዓል…
ፈረንሳይ ንሪፈራል ሆስፒታል ደሴ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ንሪፈራል ሆስፒታል ደሴ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ።
ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾን ዝተፈላለዩ ሚኒስትራትን ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዮም፡፡…
ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 45 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 45 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ከምኡ እውን 839 ሜትሪክ ቶን መድሓኒት ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሃ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ…
ኢትዮጵያ ከምልሙድ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ብዓወት ናይ ምትእንጋድ ልምዳ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከምልሙድ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ብዓወት ናይ ምትእንጋድ ልምዳ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ቻይና ንሆስፒታል ጥሩነሽ ቤጂንግ ሓገዝ እታወት ሕክምና ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና 8 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ንሆስፒታል ጥሩነሽ ቤጂንግ ሓገዝ እታወት ሕክምና ክትገብር ኢያ።
ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጀ ዱጉማን ብምኽትል ኮሚሽን ብሄራዊ ጥዕና ሚኒስትር ዶክተር ካኦ ዡታዎ…
ኣብ ኣፈፃፅማ ፕሮግራም ምምሕያሽ ካልኣይ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፈፃፅማ ፕሮግራም ምምሕያሽ ካልኣይ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ብዝምልከት ምስ ሚነስቴር ግብርናን ዕደናን ዘቲዩ።
ሚኒስትር ዴኤታ እዮብ ተካልኝ ምስ ሚኒስትር ገብርና ዑመር ሁሴን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ…
ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ንምስታፍ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ኢጋድ ንምስታፍ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም።
ኣይተ ደመቀ ካርቱም እንትበፅሑ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሱዳንን ሓለፍቲ ስራሕ ኢጋድን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እቲ…