Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሕተመ ዝነበረ ውልቀሰብን በቲ ገንዘብ እናተገልገሉ ዝነበሩ ተምሃሮን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሕተመ ዝነበረ ውልቀሰብን በቲ ገንዘብ እናተገልገሉ ዝነበሩ ተምሃሮን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሓተመ…
ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ብግልፂ ተዛራሪብካ ምርድዳእ ምፍጣር ጉዳይ ህልውና ኢዩ – ኣይተ ታዬ ደንዳኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ብግልፂ ተዛራሪብካ ምርድዳእ ምፍጣር ጉዳይ ህልውና ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንዳኣ ገሊፆም።
መካተቲ ብሄራዊ ምኅክር ንብሄራዊ ምርድዳእና፣ ንዘላቒ ሰላማትናን ሓድነትናን ብዝብል መሪሕቃል ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር…
ሓደጋ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ናይ ምዕባይ ተግባር እናተሳለጠ ይርከብ – ብሄራዊ ኣገልግሎት…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ናይ ምዕባይ ተግባር እናተሳለጠ ከምዝርከብ ዳይሬክተር ጄነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
“ግብረ ራዕዲ ብምክልኻል…
1 ሺሕን 169 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 169 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ኩሎም ዜጋታት ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ተመለስቲ ግቡእ…
ስግግር ምርምርን ቴክኖሎጂን ንምስላጥ የኽእል እዩ ዝተብሃለ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ዩኒቨርሲቲን ኢንዱስትሪን ብምምስራት ስግግር ምርምርን ቴክኖሎጂን ንምስላጥ የኽእል እዩ ዝተብሃለ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘፅነዖ መፅናዕቲ ምስ ኣካላት ሰብ ግደ እናመኸረ እዩ፡፡
ምክትል ፕሬዚዳንት ስግግር…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ገርጂ ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዘህነፆም ዘበናዊ መንበሪ ኣባይቲ ገርጂ ተዓዚበን።
እተን ከንቲባ ኣብ ዑደተን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ሓጺር እዋን ከምዚ ዝበለ ግዙፍ ፕሮጀክት ኣብታ ከተማ…
ኤር ኤክስፕረስ ኣፍሪካ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ኣሮፕላን ኮይኑ ተመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤር ኤክስፕረስ ኣፍሪካ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ኣሮፕላን ዝህብ ትካል ኮይኑ ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ተመዝጊቡ።
ኤር ኤክስፕረስ ዓለም ለኸ ኣሰራርሓ ተኸቲሉ ተቀመጠን ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ዝትገበሩ ሓሙሽተ…
እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ውፅኢታዊ ብዝኾነ መልክዑ ይካየድ ኣሎ – መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ውፅኢታዊ ብዝኾነ መልክዑ እናተኻየደ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሸኔ ብዝተወሰደ ስጉምቲ…
ውሕመ ተፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ንኸካይዶ ዝሓሰቦ ተወሳኺ ምርመራ ተቐባልነት የብሉን – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ንኸካይዶ ዝሓሰቦ ተወሳኺ ምርመራ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ዲና ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም…
ሕድሕድ ርክብ ክልላት ንምጥንኻር ብትኹት ከምዝስራሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዘሎ ሕድሕድ ርክብ ብምጥንኃር ንሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን ህንፀት ሓበራዊ ፎሮም ጎረባብቲ ክልላት ኣስተዋፅኦ ,ከምዝገብር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ።
ፎረም ርክብ መንግስታት ጎረባብቲ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሲዳማ፣ ህዝቢታት ደቡብ…