Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሹመት ክልተ ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሹመት ክልተ ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ደረጃ ትምህርቶምን ብቕዓት ኣመራርሐኦምን መሰረት ብምግባር ክልተ ኣባላት ካቢኔ ብልዑል ድምፂ ሽመት ሂቡ።
ብምዃኑ ዶክተር ኢብራሂም መሓመድ ሓላፊ ቢሮ ንግዲን ልምዓት…
መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት “ጭቡጥን ተግባራዊን” ክኾኑ ዝኽእሉ ሓሳባት ንኸሰናድእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት “ጭቡጥን ተግባራዊን” ክኾኑ ዝኽእሉ ሓሳባት ንኸሰናድእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሓቲቶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ እናሰናደአቶ ኣብ ትርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ…
ፕሮጀክት ስርዓተ መግቢ ሰበኽ ሳግም ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ስርዓተ መግቢ ሰበኽ ሳግም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጅግጅጋ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀኽት ኣብ ሓሙሽተ ክልልት ኣብ ውሽጢ 6 ዓመት ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ መጀመሪ እቲ መርሃግብሪ ሚኒስትር ግብርና ዑመር ሁሴን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ…
ቻይና ልዕሊ 600 ሺሕ ዶላር ዝግመታ ተሽከርከርቲን ዕጥቅን ንፖሊስ ፌዴራል ደገፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ልዕሊ 600 ሺሕ ዶላር ዝግመታ ተሽከርከርቲን ዕጥቅን ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደገፍ ገይራ።
ብመሰረት እዚ ሓሙሽተ ኮሮላ ክሮስ ፓትሮል ተሽከርከርቲ፣ ጥይት ምክልኻል ዘኽእል ሓንቲ ተሽከርካሪት፣ ዲጂታል መሳርሒታት ፎረንሲክ ላብራቶሪን…
ጉባኤ ትካል ደረጃታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 67 ጉባኤ ትካል ደረጃታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።
“ግደ ፅሬት ንዕቤት ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ÷ ካብ ልዕሊ 20 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ይሳተፉ…
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ጭቡጥ መረዳእታ ንምርካብ ከምዝሰርሐ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ ተግራይ ወፃእ ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ጭቡጥ መረዳእታ ንምርካብ ከምዝሰርሐ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ተግባራት ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ።
ኣባል እቲ ኮሚሽን ኮሚሽነር ዮናስ ኣዳዬ፥ እቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓሲፊክን ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣብ ቤልጂም እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓሲፊክን ትሳተፍ ኣላ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሰመሪታ ሰዋስው ኣብ ቤልጂም ብራስለስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 115 ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓሲፊክን ቅዋም…
ኣይተ ደመቀ፥ ኢስዋቲኒ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ንዘርኣየቶ ሚዛናዊ ቅዋም አመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢስዋቲኒ ዝኾና ቱሊሲል ድላድላ ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ኣብ ክልቲኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኢትዮጵያን ኢስዋቲኒን ተላዚቦም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ…
ሕማም ሳምቡእ ንምክልኻን ንምቁፅፃር በቢብርኩ ዝርከብ ኣመራርሓ ልዑል ትኹረት ክህብ ይግባእ – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሳምቡእ ንምክልኻን ንምቁፅፃር በቢብርኩ ዝርከብ ኣመራርሓ ልዑል ትኹረት ክህብ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ኣገንዚቡ።
ኣብ ኣፍሪካ ሕማም ሳምቡእ ንምክልኻልን ንምቁፅፃን ፖለቲካዊ ቆራፅትን ዝተመሓየሸ ፋይናንስ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምድንፋዕ ዘድሃበ…
ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀረባ እዋን ተመዛቢሎም ካብ ሞንጎ ዝነበሩ 69 ሺሕ ሰባት ሰባት ፍርቆም ናብ መረበቶም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀረባ እዋን ተመዛቢሎም ካብ ሞንጎ ዝነበሩ 69 ሺሕ ሰባት እቶም 34 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ውሕስና ምግቢን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ቅድመ መጠንቀቕታን ምላሽን እቲ…