Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ማሕበራት ውዕሊ ስምምዕነት ክራይ መተዓዳደጊ ቦታ መፍረዪ ፋብሪካ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ማሕበራት ውዕሊ ስምምዕነት ክራይ መተዓዳደጊ ቦታ መፍረዪ ፋብሪካ ተፈራሪሙ።
እቲ ኮርፖሬሽን ”ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ግሪንቢዝ ኢንቨስትመንትን”ን “ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ።
ብሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮንቬንሽን ቢሮ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ንምፍላጥን ምትእስሳር ንምፍጣርን ጀርመን ፍራንክፈርት ኣቲዩ።…
ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
“ማሕለኻታት ዝፃወሩ ትካላት፤ ብኢንተርፕራይዛት ዝተቓነየ ተግባር ንምንቕቓሕን ምዕባለን ከተማታት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እቲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ እናተኻየደ…
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ገብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ።
ኣካቢ እቲ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ፍትሒን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ክልላት…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ፅሬት ትምህርቲ ንምድንፋዕ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መሪሕነት ኢንሼቲቭ ቀይሕ ባሕሪ ብምውሳድ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ።
ብምትሕብባር ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ዘኽእል…
ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ- ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ ምስ ኣብ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ንምሕጋዝ ዘኽእል ኣዋጅ ይሰናዳእ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ንምሕጋዝን ንምብርትታዕን ዘኽእል ኣዋጅ እናተሰናደአ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።
ዳይሬክተር ጀነራል ዘፈር ምርምርን ኢኖቬሽንን እቲ ሚኒስቴር ሰላምይሁን ኣደፍርስ ከምዝገለፁዎ፥ ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ስራሕቶም…
ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ።
መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ፍርቂ ዓመት መሰረታዊ ኣቕርቦት ኣገልግሎት ፌዴራል፣ ክልላትን…
ሃገራዊ መድረኽ ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መድረኽ ዘተ "ስለ ኢትዮጵያ" “ኢትዮጵያ እናሰዓረት ክትሳገር ኢያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓበራዊ ክብሪታት ኢትዮጵያ ንህልውና ሃገር ኣብ ዘለዎም ግደ ዘድሀቡ ሰለስተ መፅናዕታዊ ፅሑፋት…