Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዝኾነ ወግዒን ባህሊን ዘለዎም ህዝቢታት ዝርከቡላ ሃገር ኢያ – ኣባገዳ ጎበና ሆላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዝኾነ ወግዒን ባህሊን ዘለዎም ህዝቢታት ዝርከቡላ ሃገር ከምዝኾነት ኣባገዳ ጎበና ሆላ ገሊፆም።
በዓል ኢሬቻ ሆረ ርሰዴ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ እናተኸበረ ይርከብ፡፡
ኣብቲ ክብረ በዓል ዝተረኸቡ ኣባ ገዳ ጎበና ሆላ…
በዓል ኢሬቻ ብምስጋና ነኽብር ኣለና – ተሳተፍቲ እቲ በዓል
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ መዓልቲ ምስጋና ብምዃኑ ብምስጋና ነኽብር ኣለና ክብሉ ተሳተፍቲ እቲ በዓል ገሊፆም።
በዓል ኢሬቻ ሆረ ርሰዴ እዚ ዓመት ኣባ ገዳታት ስነ-ስርዓት ኢሬፈና ብምክያድ ብዕሊ ኣጀሚሮምዎ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣባ ገዳታት ብዛዕባ ሰላም…
በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ንምኽባር ተሳተፍቲ እቲ በዓል ይሰናድኡ አለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ንምኽባር ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ እቲ በዓል ኣቐዲሞም ኣብ መኽበሪ ቦታ ብምኻድ ምጅማር እቲ በዓል ይፅበዩ አለዉ።
ሙሉእ ለይቲ ኣብ ጎደናታት ከተማ ቢሾፍቱ ህብረ ዝማሬ እናስምዑ ዝሓደሩ መናእሰይ ሕዚ እውን ዜማ…
በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይኽበር ኣሎ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ተኻፈልቲ በዓል ኣባገዳታትን ሃደሲንቄታት እናተመር ኣብ ሆራ ሃርሰዴ ይርከቡ።
ኣባገዳን ሃደሲንቄታትን ብኢዶም ርሑስ ሳዕሪ ብመሓዝ ካብ ፀልማት…
በዓል ኢሬቻ “ሆረ ኣርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ምኽባር ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ “ሆረ ኣርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ሆረ ፊንፊኔ” ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ኦሮሚያ ዞኖች ዝመፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸቢሩ…
ኣብ በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ።
ጎደናታት እታ ከተማ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣልባሳት ብዝማዕረጉ ኣጋይሽን ዝተፈላለዩ ዜማታት ብዘስምዑ መናእሰይን ማዕሪጎም ኣለዉ።
እቲ…
ስራሕቲ ልምዓት ዕድል ፈጠራ ስራሕን ክእለትን ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ስብራት ክሕክሙ ይግባእ – ወ\ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ፈጠራ ስራሕን ክእለትን ስራሕቲ ልምዓት ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ስብራት ክሕክሙ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስተር ስራሕን ክእለትን ወ\ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡
“ኢትዮጵያ ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ፣ ኣብ ሓሻብ ኣተሓሳስባ ትርከብ” ዝበላ እተን…
ንሰላምን ፀፅታን ሃገርና ክንሰርሕ ኢና -ተወለድቲ ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰላምን ፀፅታን ኢትዮጵያ ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም።
“እናተኸላኸለት ትለምዕ ዘላ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ…
ኮሌጅ ጥዕናን ሳይንስ ሕክምናን ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ መበል 25 ዙር ስነ-ስርዓት ምረቓ 453 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጥዕናን ሳይንስ ሕክምናን ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ መበል 25 ዙር ስነ-ስርዓት ምረቓ 453 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ካብ መንጎ እዚኦም 175 ዶክተራት ሕክምና እንትኾኑ እቶም ዝተረፉ ድማ ብናይ ካልኦት ጥዕናን ሳይንስ ሕክምና ዝሰልጠኑ ምዃኖም…
በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል ብሰላም ንክኽበር ግደኦም ዝተዋፅኡ ኣካላት ኩሎም አመስጊኑ።
ኣባ ገዳታት ፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣጋይሽ፣በፃሕቲ…