Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ኢመደኣ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሞሽን መረብ ድሕንነት (ኢመደኣ) ዑደት ኣካይዶም።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ሰለሞን ሶካ ነቶም ፕሬዚዳንትን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
ናይቲ ምምሕዳር ማእኸል…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ኣብ ልልተኣዉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ክልቲኦም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…
ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ስምምነት ሓገዝ ተፈረሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምግባ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ጋር ተፈራረሙ።
እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ብኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ፌዴሪኢ ሰመሬታ…
መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣፍቲ ጉባኤ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾን ፕሬዚዳንት ሬሚ ማሪሾ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ሓዊሱ ካልኦት…
ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ክልቲኣዊን ካልኦት…
ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ረኺባ።
ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 41 ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኢዩ እቲ ሽልማት ተረኪባ።
እቲ…
በዓል ዳሜራ መስቀል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ በዓል ዳሜራ መስቀል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንትን ኣፍሊጡ።
እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ÷ ቅድመ ምድላው ብምግባር ተቓላዕቲ ቦታታትን ከባቢታትን ፈልዩ ኣብ ስራሕቲ ቅድመ ምክልኻል ብዙሕ ሓይሊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ ሓዘን÷ “ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐኒ ሓዘን…
ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዓሪፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።
ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ባደረበት ብምኽንያት ዝሓደሮ ሕማም ሕክምና እናተኸታተለ ምፅንሑ ናይ ቀረባ መሓዙቱ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ኣብ…
በዓል ዳሜራ መስቀል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ገሊፁ።
እቲ ምምሕዳር በዓል መስቀል ብሰላም ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ በዓል ዳሜራ መስቀል…