Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ብምምሕዳር ከተማ ኣምቦ ዝተሃነፀት ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ።
ትማሊ ኣብ ከተማ ኣምቦ መበል 20 ዓመት መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ዕረፍቲ ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ተኻይዱ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣዘርባጃን ኣትዩም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ብምዃን ናብ ኣዘርባጃን ኣትዮም።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት እናተጠናኸረ…
መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡
እቲ ኮሚሽን ምስ ኣመራርሓታት መራኸብቲ ትካላትን ሰብ ሞያታትን ቀፃሊ ስራሕ ኮሚሽንን ተሳትፎ መራኸቢ ሓፋሻት ዙርያ ዘተ ኣካይዶም።…
ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ መራፅቲ ንተኣማንነት መረፃ እጃሙ ልዑል እዩ – ምሁራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ መራፅቲ ንተኣማንነት መረፃ እጃሙ ልዑል እዩ ኢሎም ምሁራት፡፡
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ ከይዲ ሓፈሻዊ መረፃ ተግባራዊ እናተገበረ ይርከብ፡፡…
ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፡፡
ኣብ ተፋሰስ ጊቤ ኦሞ ሓጓፍ ሽንጥሮ ጠመተ ዝገበረ ንውሕጅ ተጋላፅቲ ዝኾኑ ኩነታት ንምክልኻል ስራሕ…
ሰላም ንምፅናዕ ወሳኒ ግደ ዘለዎ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባታት ወለጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዞባታት ወለጋ ዘካየዱዎ ዑደት ሰላም እቲ ከባቢ ምምሕያሹ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢሎም ምሁር ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ተሬቻ ባልቻ፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባታት ቄለም…
ኣብ ዞባ ስልጤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ስልጤ ወረዳ ሳንኩራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ።
መተሓባበሪ ዋና ከይዲ ስራሕ ፖሊስ ትራፊክ ወረዳ ሳንኩራ ሳጂን ኣብዱልሽኩር ሃምዳላ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብታ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኢትዮጵያ ንዕላዊ ዑደት ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ሄርዞግን ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዝዳንት እስራኤል…
ብልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ 21 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ምግባር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ 21 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀርን መንደራትን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝገብር ፕሮጀክት እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡
ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን እቲ ኣገልግሎት ኣንዋር…