Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሄራዊ ረብሓን መስመር ሉኣላዊነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ብዙሓት ውሽጣዊን ደጋዊን ፈተናታት ኣተኣናጊዳ እያ፤ እንተኾነ ግን እዞም ፈተናታት ብፅንዓት ክትሰግሮም ዝኸኣለት ብፍቕሪ ሃገር ህዝባን ሓቢርካ ጠጠው ናይ ምባል ብርቱዕ ተግባርን እዩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፣ እቲ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ክልተኣዊ ሓባራዊ ረብሓታት፣ ዞባዊ ጉዳያትን በዓል ብዙሕ ወገን…
ሓይሊ ድሮን ኣፍሪካ – ኢትዮጵያ!
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ግመ ክረምቲ ተቐንጢጡ ተናፋቒት ፀሓይ መስከረም ዝወፀትሉ ዕለት ልክዕ በዛ ሎሚ ዓመት እዩ ነይሩ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ምፍራይ ድሮን ኤሮ ኣባይ ዝተረኽቡ።
ኣብቲ እዋን ንንግዳዊ ኣገልግሎት ካብ ዝውዕሉ ድሮናት…
ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምፅናዕ ዝግበር ጉዕዞ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ድሕሪ ምክያዳ ሓዱሽ መንግስቲ ንምምስራት ዘኽእላ ወሳኒ ምዕራፍ ሒዛ ትርከብ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተኻየደ ዝርከብ ስግግር ዲሞክራሲ ሰፊሕን ኣሳታፊን ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንከይዲ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ…
በዓል መዚ መራኸብቲሓፋሽ ኢትዮጵያ ንቴሌቪዥን ትግራይ ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቴሌቪዥን ትግራይ ሃገራዊ ረብሓ ኣብ ሓደጋ ዝኣቱ ከምኡውን ናብ ጎንፂ ዘእትው መልእክታት ብተኸታታሊ ብምምሕልላፉ እገዳ ተነቢሩሉ ኣሎ ኢሉ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ።
ቴሌቪዥን ትግራይ (Tigray TV) ምእጋዱ ዝምልከት ካብ በዓል…
ልዕልና ኢትዮጵያ፡ ብመንግስቲ መደመር ዝተመዝገቡ ዓወትታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊ ዓውድታትን ዝተረአየ ስግግር ጉዕዞ ቀንዲ ፍልስፍና መደመር ዝተቃነየ እዩ።
መንግስቲ መደመር ነቲ ዝሓለፈ ኣወንታዊ ክብርታት ብምቕፃል፣ ጌጋታት ብምእራምን ናይ ፅባሕ…
ባህሊ ምዕቃብን ቋንቋ ምምዕባልን መሰረት ምዕባለ ሃገር እዩ – ኣይተ ጥላሁን ከበደ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህሊ ምዕቃብን ቋንቋ ምምዕባልን ንምዕባለ ሃገር መሰረት እዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ።
ስምፖዚየም ባህልን ቋንቋን መለወጢ ዘመን ብሄረሰብ ጋሞ ዮ ማስቃላ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ርእሰ…
ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ስርናይ ዘርአየቶ ዕብየት ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ስርናይ ኣብ ሓፂር እዋን ዘመዝገበቶ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዓብዪ ኣብነት ምዃኑ ተሓቢሩ።
ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ትራንስፎርሜሽን ስርናይ ንምቕልጣፍ፣ ቴክኖሎጂታት ንምስፍሕፋሕን ሃገራዊ…
ደቡብ ሱዳን ኣብ ሩባ ናይል ግድብ ሃይድሮ ኤሌክትሪክ ክትሃንፅ እያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ሱዳን ኣብ ሩባ ናይል 1 ሽሕን 800 ሜጋ ዋት ሓይሊ ከፍሪ ዝኽእል ግድብ ሃይድሮ ኤሌክትሪክ ንምህናፅ ምድላዋ ዛዚማ።
እቲ ግድብ ኣብ ደቡብ ሱዳን ግዝኣት ምብራቕ ኢኳቶሪያ ምስ ዶብ ኡጋንዳ ኣብ ጥቓ ከተማ ኒሙሌ ኣብ ዘሎ ወሓዚ ፉላ…
ልዕልነት ኢትዮጵያ ካብ ራኢ ናብ ተግባር
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ነዊሕ ናይ ታሪኽ ዘበና ምልክት ናፅነት፣ ፅንዓትን ስልጣነ ወዲ ሰብን እያ።
እዚ ልዕልነት ኣብ መዝገብ ታሪኽ ጥራሕ ተቐርቂሩ ዝተረፈ ዘይኮነስ፤ ሎሚ እውን ኣብ ፅኑዕ መሰረት ቆይሙ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብራኸ እናተሰጋገረ ይርከብ።…