Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ልምዓት ከተማ ክብሪ ኣነባብራ ነበርቲ ብዝሕሉ መልክዑ ክውገን ኣለዎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ከተማ ክብሪ ኣነባብራ ነበርቲ ብዝሕሉ መልክዑ ክውገን ኣለዎ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብዳግማይ ልምዓት ዝተሃነፀ መንበሪ ኣባይቲ ከባቢ ቅጠል ተራ ሎሚ መዓልቲ ንነበርቲ ኣረኪበን። ከንቲባ…

ባዕዲ ተደነቐ፤ ባንዳ ድማ ተሳቐቐ

እዞም ክልተ ቦታታት ስምን መልክዕን ሃገር እዮም! ክልቲኦም ቦታታት ስምን መልክዕን ሃገር እዮም! ንዘበናዊት ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ናይዚ ወለዶ ሓሳብ፣ ተግባርን ውፅኢትን ተምሳሌት ኮይኖም ንዓለም ዝምስክሩ ጉባን ቢሾፍቱን። ምብራቕን ምዕራብን፤ መውፅኢ ብርሃንን መሕደሪ ብርሃንን። ኣብ…

ኮሚሽነር ፖሊስ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብምዃን እናገልገሉ ዝነበሩ ሜጀር ጀነራል ገብረ ኣድሃና ንዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ብምቅዋም ናብ መንግስቲ ኤዴራል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ፖሊስ ክልል ትግራይ ብምዃን እናገልገሉ ዝፀንሑ ነባር ኣመራርሓ ህወሓት ሜጀር ጀነራል ገብረ ኣድሃና ንዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ብምቅዋም ናብ መንግስቲ ፌደራል ኣትዮም። እቶም ጀነራል መኮንን ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ላዕለዋይ…

ኢትዮጵያ ሩባ ኣባይ ንምልማዕ ናይ ማንም ፍቓድ ኣይትሓትትን – ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሩባ ኣባይ ሓዊሱ ካልኦት ሩባታታ ኣልሚዓ ንምጥቃም ናይ ማንም ፍቓድ ኣይትሓትትን ኢሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ። ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ከም ዝገለፁዎ፤ ግብፂ ኣብ ዓባይ…

ኢትዮጵያ ብሰብ ሰራሕ ብልሒ ኣቢላ ሃፍቲ ቱሪዝም ንምልማዕ ትሰርሕ ኣላ – ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሰብ ስራሕ ብልሒ ብምጥቃም ሃፍቲ ቱሪዝማ ንምፍላጥን ንምልማዕን ትሰርሕ ኣላ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ። እተን ሚኒስትር 17 መስከረም 2019 ዓ.ም ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ…

ኢትዮጵያዊነት መርአያ ሓባራዊ ታሪኽን ሓበራዊ ህልውናናን እዩ – ኣሕመድ ዘካርያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊነት ብብዙሓት ታሪኻዊ፣ ባህላዊን ተፈጥሮኣዊን ፀጋታት ዝተሃነፀ እዩ ኢሎም ተመራማሪ ታሪኽን ባህሊን ኣሕመድ ዘካርያ (ፕ/ር)። ኣሕመድ ዘካርያ (ፕ/ር) ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፤ ኢትዮጵያ መበቆል…

ኩለመዳይ ዓወታት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣምር መደመር ዝተመስረተ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸን ዞባዊን መድረኻት ንዝተመዝገቡ ብዙሓት ዓወታት ዲፕሎማሲ መሰረት ዝገበረ እዩ። ኢትዮጵያ ኣብ ሉኣላውነታን ሃገራዊ ረብሓኣን ዝተመስረተ ተለዋዋጢን ንጡፍን ኣንፈት ዲፕሎማሲ…

ብምድርን ብሰማይን ዋልታ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓንቲ ሃገር ነዊሕ ዘበናት ተሳጊራ እትፀንዕ ኣብ ዶብ ሉኣላውነታ ዘይብዳህ ዋልታን መኸተን ዝኾነ ሓይሊ እንትህልዋ እዩ። ታሪኽ ከም ዝነግረና ኢትዮጵያ ንናፅነታን ሃገራዊ ክብራንዋሕስ ኮይኑ ዝዘለቐ ተኣማኒ ተጋድሎ ኣቦታታን ኣዴታታን እዩ።…

ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲን ተስፋታት ኢትዮጵያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ቅልውላዋት እናተቐበለት ኣብዚ በፂሓ እያ፤ እንተኾነ ግን እዚ ዓመት ካብ ካልኦት ዝተፈለየን ናይ ተስፋን ዓመት እዩ። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ 42 ፓርቲታት ፖለቲካ፣ 10 ሺሕን 438…

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ፤ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍልስፍና መደመር ሃገር በቆል ዓቕሚ ብምውዳብ፣ ዝሓለፉ ዓወታት ብምቕፃልን ስሕተታት ብምእራምን ዝተማለአን ዘላቒን ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምምፃእ ዝዓለመ እዩ። ኣብዚ ኣረኣእያ እዚ ንስግግር ኢኮኖሚ ሓንቲ ሃገር ቁልፊ ካብ ዝኾኑ ዓውዲታት ሓደ ኣፍረይቲ…