Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ።
ኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ውቅብቲ ንክትከውንን ዓለም ለኸ ደረጃ ዝምጥን ፅባቐ ንክህልዋን ካብ መንጎ ዝስርሑ ስራሕቲ ቀለም ህንፃታትን ቁመትን ዝውስን ኣሰራርሓ ምትግባር ኢዩ ኢሉ።…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምክልኻል ሕፅረት መግቢ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ቢሊዮን ዶላር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምክልኻል ሕፅረት መግቢ ኣብታ ኣህጉር ዝርከባ ሃገራት ዝውዕል እዩ ዝበሎ 1 ነጥቢ 5 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ።
እቲ ባንኪ ዘፅደቖ ድጋፍ ኣብ ኲናት ዩክሬን ሩስያ ዘጋጠመ ሕፅረት ቀረብ ንምሽፋን ዝውዕል እንትኸውን፥…
“ስለ ኢትዮጵያ” ዝተሰመየ ሃገራዊ መድረኽ ኣብ ድሬዳዋ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሲ ዝተሰናደአ መበል ካልኣይ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሓመድ ሺዴ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚ፣ ሰብሙያ…
ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ 1193 ምልምል ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ኮንቲንጀንት ኮልፌ 1 ሽሕን 193 ሓደሽቲ ምልምላት ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ፖሊስ ምዃን ክቡር ሞያ እዩ ኢለን።…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀዳማይ ዙር ስነስርዓት ምረቓ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ተረኺቦም፡፡…
ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታ ከምኡ እውን ቀፃልነት ሃገር ንምርግጋፅ ብሕታዊ መማረፂ ልዕልነት ሕጊ ምኽባር ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታ ከምኡ እውን ቀፃልነት ሃገር ንምርግጋፅ ብሕታዊ መማረፂ ልዕልነት ሕጊ ምኽባር ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ማሕለኻታት ብምፅዋር ግቡኣ ብዓወት እናፈፀመ ይርከብ – ሜጀር ጄኔራል ጆይሳኩር ሜኖን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ ኣቀማምጣ መሬት ማሕለኻታት ብምፅዋር ግቡኡ ብዓወት እናፈፀመ ከምዝርከብ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣኽባሪ ሰላም ሓላፊ ስትራቴጂክ ርክብ ሜጀር ጄኔራል ጆይሳኩር ሜኖን ገሊፆም።
እቶም ጀነራል መኮንን ጉጅለ…
በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርንምግቢ፣ መድሓኒትን ክንንክን ጥዕናን ኣዲስ ኣበባ ገበታ ጨው ሮምን የገበታ ጨው ፍርያት መዓር ሴንሆንን መረጋገፂ ብቕዓት ጥዕና…
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርንምግቢ፣ መድሓኒትን ክንንክን ጥዕናን ኣዲስ ኣበባ ገበታ ጨው ሮምን የገበታ ጨው ፍርያት መዓር ሴንሆንን መረጋገፂ ብቕዓት ጥዕና ስለዘይሎም ካብ ዕዳጋ እናተኣከቡ ከምዝኾኑ ገሊፁ።
እቲ በዓል መዚ ውፅኢት ፍርያት ገበታ…
1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 60 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 769 ደቂ ተብዕትዮን 338…
76 ንፁሃን ዜጋታት ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ህይወቶም ንኽጠፍእ ዝገበሩ ተኸሰስቲ ክሳብ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ተወሲኑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳታት ማንዱራ፣ ዳንጉርን ፓዊ 76 ንፁሃን ዜጋታት ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ህይወቶም ንኽጠፍእ ዝገበሩ ተኸሰስቲ ከከም ተሳትፎ ገበኖም ክሳብ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ተወሲኑዎም።
እቶም ተኸሰስቲ…