Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፋና ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ተመክሮ ምዕቡላት ሃገራት ብምቕማር ንልምዓትን እወንታዊ ፅባቐን እዛ ሃገር ከምዝሰርሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ተመክሮ ምዕቡላት ሃገራት ብምቕማር ንልምዓትን እወንታዊ ፅባቐን እዛ ሃገር ከምዝሰርሕ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ኣፍሊጦም።
እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ነዚ ዝበሉ፥ ኣብ ኳታር ስቲዲዮ…
እስራኤል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዎ ቅዋም ንኢዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣፈ ጉባኤ ፓርላማ እስራኤል ዝቪ ሃውዘር መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዎ ቅዋም ንኢዶም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እሰራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ፓርላማ እስራኤል ዝቪ ሃውዘር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ…
ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሔለን ደበበ፥ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ፃዕሪ ይገብር…
ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለሶም።
ኣፈ ጉባኤ ባይተ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ሎሚ በዶ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ፌዴሬሽን ዛህራ ሑመድ ሓዊሱ ክልቲኦም ሰራሕተኛታትን…
ነበርቲ ወረዳ ግዳንን ከተማ ድሬዳዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ዓይነት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ነበርቲ ዞባ ሰሜን ወሎን ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ሃገር ናይ ዓይነት ስንቂን ሓገዝ ገይሮም፡፡
ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ነበርቲ ወረዳ ግዳን ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስንቂን ካልኦት…
ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣፍረይቲ ወርቂ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሃሰንን ሚኒስትር መዓድን ታከለ ኡማን ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ወርቂ ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብቲ ዓውዲ ዝረአዩ ማሕለኻታት ብሓባር ናይ መፍትሒ ኣንፈት ክቕመጡ ኢም ዝብል ትፅቢት…
ኢትዮጵያ ፎረም ዞባዊ ሚኒስትራት ሃገራት ምብራቕን ቀርኒን ኣፍሪካ ተተኣናግድ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ዞባዊ ሚኒስትራት ሃገራት ምብራቕን ቀርኒን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
“ዞባዊ ክእለትን ምውፋር ስራሕ መናእሰይን” ቴክኒካዊ ጉጅለ ንምጥያሽ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት÷ ኣኼባ መጣየሺ ጉጅለ ቴክኒክ እተን ኣባል ሃገራት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ።
እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ትምህርቲ ኢዩ ተኻይዱ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት…
ኣምባሳደር ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣቭብ ግብፂ ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም።
ፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ነቶም ኣምባሳደር ኣብ ካይሮ ዝተቐበልዎም አንትኾኑ፥ ፃንሒቶም ዕዉት ንክኸውን ተመኒዮም።
ግብፂ…
ንግብረ ራዕዲ ሕወሓት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ንሳልሳይ ዙር ዝኾፈቶ ኲናት ዝኹንንን ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ስጉምቲ ክትወስድን ዝሓትት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ።
ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ÷ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውንን ፈተውቲ…