Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ፡፡
መድረኽ ዘተ መዛዘሚ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት በጀት ዓመት 2017ን ዘተ ትልሚ 2018 ይካየድ ኣሎ።
ሚኒስትር…
ሃገር ብምርግጋዕ ንቀፃሊ ወለዶ ንምትሕልላፍ ግደ ትካላት ሃይማት ልዑል እዩ – ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ብምርግጋዕ ናብ ቀፃሊ ወለዶ ኣብ ምትሕልላፍን ግደ ትካላት ሃይማኖት ዓብዪ እዪ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ፡፡
"ሃይማኖት ንሰላምን ሓድነትን ምክብባርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ…
ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘዳለዎ መበል ራብዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ ሃይማኖት ንሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን ዝዝቲ ዘሎ እንትኸውን፥ መራሕቲ ትካላት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ኮሪደር ልምዓት ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርአያ ውፅኢት ፈጠራን ቅልጣፈን ኢዮም – ኣይተ ሙስጠፋ መሓመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ምስሊ እታ ከተማ ዝቐየረ መርአያ ውፅኢት ፈጠራን ቅልጣፈን ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፋ መሓመድ፡፡
ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ እንጦጦ ክሳብ 4 ኪሎ ፕላዛ፣ ቀዋሚ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየም…
ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘየተርፍ ምዃኑ ካብ ነረጋግፀሎም ስራሕቲ ሓደ ኢዩ ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘየተርፍ ምዃኑ ካብ ነረጋግፀሎም ስራሕቲ ሓደ ኢዩ ኢሎም፡፡
ኣባላት ቤት ምኽር…
ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ ኢሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ እንጦጦ ክሳብ 4 ኪሎ ፕላዛ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር…
ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርት ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር)።
ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣብ መዓልቲ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ትራንስፖርት…
ብራኸ ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዛመደ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራኸ ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዛመደ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ኣክሲዮን ማሕበር ትራንስፖርት ምድሪ ባቡር ኢትዮ ጂቡቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ሎሚ ንጎሆ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።
ሓላፊ ዲቪዥን ቁፅፅር ሓደጋ ትራፊክ ፖሊስ ኮነሚሽን ክልል ሲዳማ ኮማንደር ከበደ ከኔራ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝተዛረብዎ፥ እቲ ሓደጋ ወንዶ ማዞሪያ ተባሂሉ ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ሪፎርም ኢኮኖሚ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ስትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲ ብዘሳልጥ መገዲ ተኸታታሊ ተግባራት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን 2017 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ብሄራዊ ትግበራ ፖሊሲ፣ ሪፎርም ኢኮኖሚ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ስትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲ ብዘሳልጥ መገዲ ተኸታታሊ ተግባራት ምክያዶም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…