Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህይወት ብዙሓት ሰባት ዘስእን ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ዓመት ህይወት ልዕሊ 3 ሽሕ ሰባት ኣስኢኑ አሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ይኽበር ኣሎ።
ሚኒስትር ዲኤታ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዚደንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑማር ጊሌን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓሙድን ኣቀባብላ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዚደንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑማር ጊሌን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓሙድን ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም መራሕቲ ኣቀባብላ ዝገበሩ ሎሚ ንጉሆ ኣብ…
መበል 17 ከተማ ለኸ ባህላዊ ፈስቲቫል ምስላጥ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 17 ከተማ ለኸ ባህላዊ ፈስቲቫል “ባህልን ፈጠራውን ሞዛይክ ኣዲስ ኣበባ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኢግዚብሽን ማእኸል ምስላጥ ጀሚሩ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን…
ቁፅሪ ተመዝገብቲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት 33 ሚሊየን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቁፅሪ ተመዝገብቲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት 33 ሚሊየን በፂሑ ኢሎም ዳይሬክትር ርክብ ህዝቢን መዳርግቲ ኣካላትን ብሄራዊ መመንነት ሳሚናስ ሰይፉ።
እቶም ዳይሬክተር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ከምዝነሉዎ÷ ፋይዳ ዲጂታል…
ምድላው ሆቴላት ንጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ንዝካየድ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሆቴላት ኣጋይሸን ንምቕባል ተሰናዲአን ኢሉ ማሕበር ወነንቲ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ፡፡
ምክትል ፕሬዚዳንት ብሌን መላኩ እቲ ማሕበር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት…
ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 90 ዓመት ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ።
እቲ ክብረ በዓል ንምዕዋት እጃሞም ንዘወፈዩ ኣባላት ሰራዊት ሓይሊ ኣየርን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፍሉይ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ፡፡…
ኣብ 2018 ሓፈሻዊ ፍርያት ስርናይ 126 ነጥቢ 69 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፈላሞት ርብዒ ዓመታት 2018 ሓፈሻዊ ፍርያት ስርናይ 126 ነጥቢ 69 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ፕሮግራም ስርናይ…
ብዘይሕጋዊ ስራሕ ባንኪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 14 ሚሊየን ዶላር ንክትስእን ብምግባር ዝተጠርጠረት ቻይናዊት ውልቀሰብ ክሲ ተመስሪቱላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ብሔራዊ ባንኪ ፍቃድ ወፃኢ ዝኾነ ስራሕ ባንኪ ብምስራሕ ኢትዮጵያ ልዕሊ 14 ሚሊየን ዶላር ንክትስእን ብምግባር ዝተጠርጠረት ቻይናዊት ውልቀሰብ ክሲ ተመስሪቱላ።
ሊንግ ቹንግ ዝተብሃለት ተከሳሲት ብዝተፈላለዮ ሃገራት ዝርከቡ ሰባት…
ጉዳያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ትልምታት ልምዓት ንምእታው ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዳያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ትልምታት ልምዓት ውሽጢ ንምእታው ብስርዓት ንክመርሑ ስትራተጂካዊ ተግባራት ብትኹረት ይስርሑ ኣለው ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዓውዲ ለውጢ ከባቢ ኣየር ናይ 6 ወርሒ ገምጋም ኣፈፃፅማ…
ኢትዮ ቴሌኮም ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር እቶት ረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍረሂወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ በጀት 2018 ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ ብዝምልከት መብራህርሂ ሂበን፡፡…