Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ዝህሉ መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምግብና እቲ ምምሕዳር ኣንቺነሽ ተስፋዬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ዞባ ጅማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ጅማ ህልውና ሃገር ንምሕላው ይዋደቕ ንዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ።
እቲ ዝተገበረ ደገፍ፥ ልዕሊ 500 ኣብዑርን ምግቢ ተንከፍ እታዎታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ትጃኒ ናስር ተዛሪቦም።…
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከባቢ ሰሜን ጎንደር ልዑል ማሕበራዊን ሰባኣዊን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከባቢ ሰሜን ጎንደር ልዑል ማሕበራዊን ሰባኣዊን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ምምሕዳር እቲ ዞባ ገሊፁ።
ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣገልግሎት ዝህባ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ብምድሃብ ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ ተዛቲዮም።
እቶም ተወለድቲ ትግራይ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝወገነ ብምምሳል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘብፅሖ ፅዕንቶን…
ኣብ 2015 ዓ.ም 280 ዕሸል ከተማታት ተረባሕቲ ዝርግሐ ሓይሊ ኤለትሪክ ክኾና እየን ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌትርክ ኢትዮጲያ አብዚ ሕዝናዮ ዘለና በጀት ዓመት 280 ዕሸል ከተማታት ተጠቀምቲ ዝርግሐ ሓይሊ ኤለትሪክ ክኾና እየን ኢሉ፡፡
ዋና አፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌትርክ ኢትዮጲያ ሽፈራው ተሊላ፤ አብ በጀት ዓመት 2015 ዓ/ም ካብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣብ በዓል መዚ ኢንቨስትመንት ኳታር ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ሼክ ፋይሰል ቢን ታኒ ኣል-ታኒን ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ፍሰስ መዋእለ ንዋይ ኣብ ምርኣይን…
ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ከባቢ ኣየር ውሕመ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ከባቢ ኣየር ኢንገር አንደርሰን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀም ዘሎ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ኣብሪሆም።
ብተወሳኺ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ብዝገበርዎ ፃዕሪ ሽልማት ፋይናንስ ኢስላሚክ…
ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ቁ ዶንግዩ ተዛቲየን።
ኣምባሳደር ደሚቱ መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዘለዎ ቁርፀኝነት…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ሪታ ላራንጂንሃ ተዛቲዮም።
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጎንፅን መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ህንፀት ሰላምን አብሪሆም።…