Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፅዕንቶታት ብፅንዓት ህዝቢ፣ ተሳትፎ ዲያስፖራን ዲፕሎማሲን ተፃዊርና ዝገደደ ፀገም እንተይበፅሐ ቀፂልና ኢና-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮመነን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም።
ኣብ ፀብፃቦም፥ እቲ ሚኒስቴር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንክኽበር፣ ልኡላውነት…
ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ኣለዋ ኢሎም።…
24 ሰነ ንዝጅመር ካልኣይ ዙር ምድላው ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ዕት ንምግባር ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምድላው ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ምስሊ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ንምፍላጥ ብዘኽእል ብርኪ ንኽሰናዳእ መዳግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ።
መርሃ ግብሪታት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ኣፈፃፅምኡ፣ ክሳብ ሕዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ቀፀልቲ…
ተግባር ፅሕተራ ኲናት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘቃልዕ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ናብ ኲናት ንምስዋር ይዳሎ ከምዘሎ ምሁራን ገሊፆም።
እቶም ምሁራን ከምዝበልዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል እናተዘዋወረ ንህዝቢ ናብ ኲናት ንምስዋር የለዓዕል ከምዘሎ ዘርእዩ…
1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 90 ህፃናትን 303 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር…
ልኡኻት ፑንት ላንድ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ኣተገባብራ ፕሮጀክት መመሓየሺ ቆላማ ከባቢታ ልውውጥ ልምዲ ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከፑንት ላንድ ዝመፅኡ ልኡኻት ኣብ ክልል ሶማሌ ብባንኪ ዓለምን ካልኦት ትካላትን ኣብ ዝድገፍ ኣተገባብራ ፕሮጀክት መመሓየሺ ቆላማ ከባቢታ ልውውጥ ልምዲ ይገብሩ ኣለዉ።
ኣብቲ ክልል በቲ ፕሮጀክት 36 ወረዳታት ዝተሓቖፋ እንትኾና፥ ኣገልግሎት…
ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምይይጥ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሉዊሳ ፋርጎሶ ተዛቲየን።
ኣብቲ እዋን ድማ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምይይጥ ኣካይደን።
ክልቲአን ተዛተይቲ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ተረኺቦም።
ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ገፀር…
ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ።
ስሩዕ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ እቲ ሊግ ትማሊ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ሊግ ልዝብ ተገይሩሉ ኣብ ዝቐረበሉ ውፅት ገምጋምን ውሳነ ሓሳብን ተዛቲዩ ውሳነ ከምዘመሓላልፍ ትፅቢት…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዝፈርዩ ክታበታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣመልኪቱ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ተሳቲፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዝፈርዩ ክታበታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣመልኪቱ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ መርበብ ሓበሬታ ተሳቲፈን።
እቲ ኣኼባ ፍርያት ክታበት ኣፍሪካ ናብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዕዳጋን ዝርገሐን ምእታው ብዛዕባ…