Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቲ ዩንቨርስቲ ብቐዳማይ ዲግሪ 964 ከምኡ ‘ውን ብኻልኣይ ዲግሪ 1 ሺሕን 09 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ሰዓዳ ዓብዱርሃማንን ካልኦት…
ሰራዊት ምክልኻል ዘበናዊ ትካል ኮይኑ ንቐፃሊ ትውልዲ ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዘበናዊ ትካል ኮይኑ ንቐፃሊ ትውልዲ ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ከይዲ ህንፀት ዋና መምርሒ ምህንድስና ሰራዊት ምክልኻልን ቢሮታትን…
ነበር ኣፈፃሚ ስራሕ ሬዲዮ ፋና ኣይተ ሙሉጌታ ገሰሰ ኣብርሃ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሬዲዮ ኣይተ ሙሉጌታ ገሰሰ ኣብርሃ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ኣይተ ሙሉጌታ ካብ1984 ክሳብ 1992 ዓ.ም ንሬድዮ ፋና ብሓላፍነት ዝመርሑ እንትኾኑ፥ ድሕሪ እዚ ንሓፂር ግዜ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ሜጋ መከፋፈልን…
ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ሚኒስትር ሕርሻ ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ንኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ሚኒስትር ሕርሻ ብምግባር ሾይሞምዎም፡፡
ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ገፀር ክልል ኦሮሚያ ብምዃን እናገልገሉ…
ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡
ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ኣብ ዝተኻየዱ ልዝባት ብዛዕባ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሕዚ ዘሎ ምንቅስቓስ ስራሕ ከምኡ እውን ኣብ ክልል ትግራይ ልዝብ…
ጉዕዞ ጣናነሽ ፪ መርኣያ ዓቕሚ ፅንዓት፣ ቆራፅነትን ምውዳብን እዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዕዞ ጣናነሽ ፪ መርኣያ ዓቕሚ ፅንዓት፣ ቆራፅነትን ምውዳብን እዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡
ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ጣናነሽ ፪ ካብ ወደብ ዶራሌ ጅቡቲ ናብ ባህርዳር ዝተገበረ ጉዕዞ ፅንዓትን ቆራፅነትን…
ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ካብ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣጀንዳ ምእካብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ተጀሚሩ፡፡
ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ምስ ግብፂ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኬንያ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ቦትስዋናን…
እቲ ሆስፒታል ሓምለዋይ ቅፅር ግቢን ምችው ፅርየትን ዘለዎ ከባቢ ፈጢሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሆስፒታል ኮምፕሬሄንሲቭ ሼኽ ሓሰን የበሬ ሓምለዋይ ቅፅር ግቢን ምችው ፅርየትን ከባቢ ፈጢሩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን201 ሺሕን 988 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን201 ሺሕን 988 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣይተ ዓብዱልፋታ የሱፍ ከምዝበልዎ፤ ኣፍረይቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 714 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል መርኣያ ኮይና – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 714 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል መርኣያ ኮይና ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ብብርኪ ሃገር ዝተዛዘመ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣመልኪቶም ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ…