Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮ ቴሌኮም ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር እቶት ረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍረሂወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ በጀት 2018 ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ ብዝምልከት መብራህርሂ ሂበን፡፡…

ብቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሳብ ሕዚ ብመተግበሪ ኣፕ ቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ ኢለን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮቴሌኮም ፍረህይወት ታምሩ፡፡ ፍረህይወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ ኣፈፃፅማ ፍርቂ ዓመት 2018 ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኦ…

760 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 760 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ናይ 6 ኣዋርሕ ትልሚ ኣፈፃፅማ ገምጋም በጀት ዓመት 2018 የካይድ ኣሎ። ሚኒስተር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣብቲ እዋን…

ኣብ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ዝተሳተፉን ብሉፅ ክእለቶም ዘርኣዩን ኣብረርቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምኽንያት መበል 90 ዓመት ዝኽሪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ “ሰማይ ኣናብስ - ኢትዮጵያ” ብዝብል ዝቐረበ ኣብ ምርኢት ኣየር ዓብዪ ግደ ዘበርከቱ ኣብረርቲ ናይ ኣፍልጦን ምስጋናን መርህ ግብሪ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተሳተፉ ዋና ኣዛዚ…

ባንክታት ነንባዕሎም ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ዘካይዱሉ ዲጂታል ዓወዲ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪታት ነኒባዕሎም ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ዘካይዱሉ ዲጂታል ዓወዲ ስራሕ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፣ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ፣ ቁልፊ መዳርግቲ ኣካላት ንግዲ ባንኪታትን ዓውዲ ፋይናንስን ተረኺቦም።…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ፍራንስኮ ኣሪዞ ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ኣባል ትካላት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ንለውጢ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ከዕብዩ ይግባእ። ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ክልል ትግራይ ምድላዋት መረፃ ፓርታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምስታፍ ናይ ቅድመ ምድላዋት ስራሕቲ ኣብ ምኽያድ ንርከብ ኢሎም፡፡ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ዲሞክራስያዊ ስምረት ትግራይ ኣልማዝ ገ/ፃድቅ፤ ኣብ ክልል ትግራይ 17…

ልዕሊ 1 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ ኢሉ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ፡፡ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ በጀት ፍርቂ ዓመት 2018 ኣፈፃፅማ ስራሕ ገምጋም…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ክርስቶፈር ላንዳው ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ተመያይጦም፡፡…

ኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተጀመሩ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ብምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2018 በጀት ዓመት ናይ 6 ኣዋርሕ ገምጋም…