Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐና ውቅዒት ምፅዋር ኣይከኣልናን-ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐና ውቅዒት ምፅዋር ኣይከኣልናን ክብሉ ኣብ ግምባር ሰቖጣ ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዛሪቦም።
እቶም ምሩኻት ይካየድ ኣብ ዘሎ ኲናት “ኣምሓራ ክትድምሱሱ ኣለኩም” ዝብል ልኡኽ ከምዝተውሃቦም ተዛሪቦም።…
ሰብ ሃፍረቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣብዑር ንስሙር ሰራዊት ደገፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍረቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣብዑር ኣብ ግንባር ሰሜን ማይፀብሪ ተከዘ ንዝርከብ ስሙር ሰራዊት ደገፍ ገይሮም።
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሳልሳይ እዋን ዝኸፈቶ ወረራ ንምምካት ኣብ ዝግበር ርብርብ ኢዩ እቶም ሰብ ሃፍቲ…
ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም።
እቶም ሚኒስቴራት ብሓባር ኣብ ዘሰናድእዎ መርሃ ገብሪ ሙሉእ መዓልቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ብርኪን ካልኣይ ብርኪን ቤት ትምህርቲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል…
ዝሓዝናዮ ራእይ ንምዕዋት ብሓዱሽ መንፈስ ስራሕ ንቕድሚት ክንጓዓዝ ይግባእ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓዱሽ ዓመት ዝሓዝናዮ ራእይ ንምዕዋት ብሓዱሽ መንፈስ ስራሕ ንቕድሚት ክንጓዓዝ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ፃውዒት ኣቕሪበን።
ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ዘመሓላለፋ…
ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ን2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ን2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ፈታኒ ኣብ ዝኾነ…
9ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)9ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር፣ ኣብ መሰልን ተሓታትነትን ህፃናት ኣፍሪካ ትኹረት ገይሩ እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ኣፍሪካ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር…
“ኢትዮጵያ ንሰላም ክትገብሮ ትኽእል ኩሉ ገይራ ኢያ” – ኣልስተር ቶምሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ክገብሮ ዝኽእል ኩሉ ከምዝተዋፅአ ኣብ ሊውዚላንድ ንሚዲያ “ስኩፕ” ዝሰርሕ ጋዜጠኛ ኣልስተር ቶምሰን ገሊፁ።
ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተፈጠረ ፀገም ብልዝብ ንምፍታሕን ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅን ዘለዋ ዓብዪ…
ኣምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒሰስትር እንግሊዝ ጉዳያት ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጵጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ ኣምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒሰስትር እንግሊዝ ጉዳያት ኣፍሪካ ቪኪ ፎርድ ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ተፈሪ መለስ ኣብ ዘተኦም ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ገለፃ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሕብረት…
ዓለም ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ንኻልኦት ብዝግበር ሰናይ ተግባር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ንኻልኦት ብዝግበር ሰናይ ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ገንዘብና፣ ፍልጠትናን ጉልበትናን…
ካብ ድፋዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ሓገዝ ብስም ተሓገዝቲ ዘእተውዎም ናውቲታት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ድፋዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ሓገዝ ብስም ተሓገዝቲ ዘእተውዎም ናውቲታት ከምዝተረኸቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ ራዕዲ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዓሊሙ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ወልቃይት ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ራዕዲ…