Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ማእኸል ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ብብርኪ ትምህርቲ ንኹ ማሕበረሰብ ተበፃሒ ንኽኸውን ዓላማ ዝገበረ ማእኸል ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ተጣይሹ። ሚኒትር ደቂ ኣንስትን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺበን ከምዝበለኦ፥…

ልዕሊ 34 ሺሕ ዝኾኑ ሰልጠንቲ ዝሳተፉሉ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስልጠና ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር 3ይ ዙር ሃገር ለኸ መንቀሳቐስቲ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ስልጠና ንመሃብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስልጠና ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ኣብ 35…

ሰራዊትና ከም ሃገር ከንፀላሉ ዝኽእል ዝኾነ ምትንኻፍን መጥቃዕቲን ብብቕዓት ክምክት ኣብ ዘኽሎ ደረጃ ይርከብ – ጀኔራል ጌታቸው ጉዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊትና ከም ሃገር ከንፀላሉ ዝኽእል ዝኾነ ምትንኻፍን መጥቃዕቲን ብብቕዓት ክምክት ኣብ ዘኽሎ ደረጃ ይርከብ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ጀኔራል ጌታቸው ጉዲና ገሊፆም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስ ሓሻኽሩ ብምትሕብባር ዝኸፈቶ ሃገር ናይ…

64 ሚሊየን ብር ዝግመት ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ እነትጓዓዓዝ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)64 ሚሊየን ብር ዝግመት ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ሓኡ ኬላ ጥሒሱ ንምሕላፍ ዝፈተነ ኣሽከርካሪ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣብቲ ከባቢ ብዝነበሩ ኣባላት ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝውዓሉዎ ፖሊስ ገሊፁ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ ንኽድግፉ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ እዋን ዝናብ ቅድሚ ምብፅሑ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ ንኽድግፉ ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ…

ኣብ ሸበል በረንታ መርዓት ክተምፅእ እናተጓዓዘት ዝነበረት መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ሸበል በረንታ መርዓት ክተምፅእ እናተጓዓዘት ዝነበረት መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ከምዝሓለፈ ድሕንነት ትራፊክ መገዲ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ሓካፊ እቲ ድሕንነት ትራፊክ መገዲ ኮማንደር ዮሃንስ…

ልዕሊ 800 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ኢድ ፅሑፋት ዝሓዘ ሙዚየም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 800 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ኢድ ፅሑፋት ዝሓዘ ሙዚየም ኣብ ከተማ ሃረር ተመሪቑ። እቲ ሙዚየም ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣይተ ሱልጣን ኣብዱ ሰላም ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣጋይሽን…

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ንተመዛበልቲ ወገናት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ካብ ሰራሕተኛታትን ለገስቲን ዘተኣኻኸቦ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ኣረኪቡ። ጉጅለ መተኣኻኸቢ ሓገዝ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፥ 66 ሺሕን 400 ዝኾኑ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ጋለሪ መዓድን ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ሚኒስቴር መዓድን ዝርከብ ጋለሪ መዓድን ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገበሩ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ጋለሪ…

በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ምኽባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ሃገራዊ ፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ዝጀኾነን መግለፂ ብሄረሰብ ሃረሪ ዝኾነን በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ብዕሊ ምኽባር ጀሚሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣርዲን በድሪ፥ ዒድ ሸዋል ሓደ ኣካል “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ” ከምዝኾነ…