Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ፈላማይ ስሩዕ ኣኸብኡ ኣሳሊጡ።
ኣብቲ ዘካየዶ ኣኼባ ቶም ረቀቕቲ ኣዋጃት ብዝምልከት ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶታት…
ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።
ሓላፊ መምርሒ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እቲ ዞባ ኣይተ ኣሰፋ ጥላሁን÷ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ 21 ወረዳታት 18 ሚሊየን 75 ሺሕን 600 ብር ጥሕኒ፣…
ስዩም ከበደ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሲዳማ ቡና ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ስዩም ከበደ ዋኒ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሲዳማ ቡና ብምዃን ተሾይሞም።
ኣብ 2013 ዓ.ም ቤትኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ሻምፒዮን ንኽትከውን ዝገበረ ኣሰልጣኒ ስዩም ከበደ÷ ኣብዚ ዓመት ዝኸፍአ ኣጀማምራ ዝገበረት ጋንታ ሲዳማ ቡና…
ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ መበል ሻድሻይ ካልኣይ ዓመት ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘቕረብኡ መኽፈቲ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ድጋፍ…
ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ንሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ፈተነኦም ምውሳድ ጀሚሮም።
እቲ ፈተና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 11 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ፡፡
ተፈተንቲ ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ካብ 30 መስከረም 2015…
ኣይተ ሳዳት ነሻ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኮይኖም ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ሳዳት ነሻ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኮይኖም ተሸይሞም።
ኣይተ ሳዳት ቀድሚ ሕዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሓላፍነት ፌዴራልን ክልልን ዘገልገሉ እንትኾኑ÷ እቲ ሽመት ክሳብ ዝወሃቦም ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…
ግድብ ህዳሰ መእሰሪ ሓድነትና ስለዝኾነ ኣአብ ፍጻምኡ ንምብፃሕ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና – ኣመራርሓታት ፖለቲካ ፓርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መእሰሪ ሓድነትና ስለዝኾነ አፈላላይ ፖለቲካ እንተይገደበና ኣብ ፍፃምኡ ንምብፃሕ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ኣመራርሓታት ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ፓርቲ ገሊፆም።
እቶም ኣመራርሓታት ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ብምርካብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ፀገዴ ብክላስተር ኣብ ዝለመዕ ዘሎ ዓይኒ ዓተር ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ፀገዴ ብክላስተር ኣብ ዝለመዕ ዘሎ ዓይኒ ዓተር ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ሉእላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር መንግስቲ ኢትዮጵያ መዕርፎ ነፈርቲ፣ ትካላት ፌዴራልን ዓበይቲ መሰረተ ልምዓትን ናይ ምሕላው ግዴታ ከምዘለዎ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉእላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር መንግስቲ ኢትዮጵያ መዕርፎ ነፈርቲ፣ ትካላት ፌዴራልን ዓበይቲ መሰረተ ልምዓትን ናይ ምሕላው ግዴታ ከምዘለዎ ገሊፁ።
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ናይ ምክልኻል ስጉምቲ ብዝምልከት ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን…
ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣኽቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል መበል 15 በዓል መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣኽቢሮም።
እቲ መዓልቲ ጦር ሃይሎች ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ዝተኸበረ እንትኸውን÷ ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂን ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት…