Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ማሕበረሰብ ኣዉራምባ መበል 50 በዓል ምስረታ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ኣዉራምባ መበል 50 በዓል ምስረታ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሩ።
ኣፍቲ ምድላዉ ሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳያትን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬን ምኽትል
ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ዶክተር ጌታቸዉ ጀምበርን ተረኺቦም።…
ብዝተፋላላየ ምኽንያታት ተጓቲቱ ዝነበር ህንፀት አፈፃፅማ ፕሮጀክት ድልድል ኣባይ 61 ነጥብ 5 ሚኢታዊ በፂሑ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፋላላየ ምኽንያታት ተጓቲቱ ዝነበር ህንፀት አፈፃፅማ ፕሮጀክት ድልድል ኣባይ 61 ነጥብ 5 ሚኢታዊ በፂሑ ተባሂሉ።
ብለበዳ ኮቪድ 19ን ግበረ ራዕዲ ህወሓት ብዝወለዖ ኹናትን ምትእጉጓል ገጢምዎ ኔሩ ዝተበሃለ ፕሮጀክት…
ሰራዊት ኢትዮጵያ እናሎ ኢትዮጵያ ኣይትድፈርን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ኢትዮጵያ እናሎ ኢትዮጵያ ኣይትድፈርን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምዕራብ ምዕራብ ኣብ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበርዎ…
ኣብ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ምትሕብባር ስፔን ማርዮ ፋነጁልን ተዛቲየን፡፡
ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ስፔሻሊቲን ፍኖተ ካርታ ስልጠና ስፔሻሊቲን መሰረት ዝገበረ ፍሉይ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ብምስራሕ…
ተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ስጉምቲ ህንፀት ሰላም ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ዓመታዊ ፖለቲካዊ ልዝቦም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዶም።
ክልቲኦም ወገናት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂን ርክብ ሕብረት ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ኣብ ዝምልከት ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ተሓታትነትን ሰብኣዊነትን ሓዊሱ…
ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ሚሊየን መፃሕፍቲ ንሚሊየን ወለዶ’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ።
ነቲ ቤ መፃሕፍቲ ኩሉ ኣሰሩ ንኸንብር ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ሰሳህለወርቅ ዘውዴ…
983 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 983 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 14 ህፃናትን 969 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ…
ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ፍሊሚንግ ሞለር ሞርቴንሰን ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ዝፀንሐ ምሕዝነት ልምዓት ኢትዮጵያን ዴንማርክን ዘልዐሉ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብቲ እዋን ጎንፂ እታ ሃገር…
ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐን ቅልጣፈ ተጠቀምቲ ርክብ መርበብ ሓበሬታ እማወሰኸ ምምፅኡን ኣብዚ ሰሙን ዝተኻየደ ሓደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ።
ቁፅ ህዝቢ ኢትዮጵያ 119 ነጥቢ 3 ሚሊየን ገይሩ ዝተሰርሐ…
ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ናብ መቐለ ካብ ሞንጎ ዝበፅሓ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 16 ተሽከርከርቲ ብተወሳኺ፥ ካልኦት 64 ተሸከርከርቲ…