Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃይማኖት ሽፋን ብምግባር ብፅንፈኛ ሓይሊታት ዝበፅሕ ጥቕዓት ኣይንዕገስን – ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖት ሽፋን ብምግባር ብፅንፈኛ ሓይሊታት ዝበፅሕ ጥቕዓት ከምዘይንዕገስ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ክልላዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ብሓይሊታት ፀረ…
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ፈረንሳይን ኣብ ኬኒያ ሓላፊ ኢንተርፖልን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ፖሊስ ፌደራል ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣብ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ፈረንሳይን ሓላፊ ቢሮ ምትሕብባር ዲሲ ኣይ ኤስ ጂን ክሪስቶፍ ሂላሪን ኣብ ኬኒያ ሓላፊ ኢንተርፖል ጌዲዮን ኪሚሉንን ተዛቲዮም።
ኮሚሽነር ጀነራል…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘይዝኾነ ይኹን ገደብ ናብ ክልል ትግራይ ንኸኣቱ ይገብር ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘይዝኾነ ይኹን ገደብ ናብ ክልል ትግራይ ንኸኣቱ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ብመንግስቲ ኣብ ቀረባ እዋን ሰላም ናይ ምዕሳል ውሳነ ካብ ዘመሓላለፈሉ ዕለት ጀሚሩ 146 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና…
መንግሰቲ ኣብ ከተማ ጎንደር ዝተፈጠረ ክስተት ስዒቡ ናይ ጎንፂ ነጋዶ ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዝተፈጠረን ናብ ካልኦት ከባቢታት ንኽስፋሕፋሕ እናተሰርሐ ዘሎ ዘሕፍር ተግባር ብክርስትና ይኹን እስልምና ሃይማኖታት ተቐባልነት ዘይብሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ…
ሓድነትን ምትሕብባርን ኣጠናኺርካ ክቕፅል ምግባር ከምዘድሊ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነትን ምትሕብባርን ኣጠናኺርካ ክቕፅል ምግባር ከምዘድሊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም።
በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብዝግባእ ሓሊኻ ንዝመፅእ ወለዶ ምምሕልላፍ ከምዝግባእ እውን እቶም ርእሰ ምምሕዳር ተዛሪቦም፡፡
ባህሊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ለሚ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ለሚ ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ እዋን ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ፣ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝን ካልኦት ላዕለዎት…
መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብድሙቕ ኣብ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብድሙቕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ።
ፊቼ ጨምባላላ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ።
ትማሊ ኣካል እቲ በዓል ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ተሳሊጦም።
ሎሚ…
ብሽፋን ሃይማኖት ጎንፂ ብምልዕዓል ድሌት ፀረ-ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሓይሊታት ንምዕዋት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ እናተወሰደ ምዃኑ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማዕኸል ጎደር ከተማ ጎንደር ምስ ቦታ ቀብሪ ተተሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ተኸተልቲ እምነት ክርስትናን እስልምናን ዝተቐስቀሰ ጎንፂ መበገሲ ብምግባር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሽፋን ሃይማኖት ጎንፂ ብምልዕዓል ድሌት ፀረ-ኢትዮጵያ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ካትሪን ራስልን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ካትሪን ራስልን ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ሰብኣዊ ደገፍን ኣጠናኺርካ ምቕፃል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…
ክልል ኣምሓራ ማእኸል ትርምስ ንምግባር ተግባር ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወሰድ ኢና-ዶክተር ይልቃል ከፋለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ማእኸል ትርምስ ንምግባር ተግባር ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወሰድ ኢና ከብሉ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣፍሊጦም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ከተማ ጎንደር ዘጋጠመ ምንጋዕ ሰላም…