Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንሰላምን ሓድነት ሃገርን ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ንኽዋፃኣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንባዕሉ ካብ ራዕዲን ጎንፂን ብምርሓቕ፣ ንሰላምን ሓድነት ሃገርን ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ንኽዋፃኣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን…
ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልዕሊ 213 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም 6 ስምምዓት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልዕሊ 213 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ሽዱሽተ ስምምዓት ተፈራሪሙ።
ካብ ሞንጎ እቶም ስምምዓት ልዕሊ 41 ሚሊየን ብር ዝኸውን ምስቲ ኲናት ተተሓሒዙ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት እናተኣናገዱ ዝርከቡን በዚ ምኽንያት ኣብ…
ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ 313 ሚሊየን ዶላር ዝኸውን ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብዝነበረ ጎንፂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝውዕል ከባቢ 313 ሚሊየን ዶላር ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ።
እቲ ሓገዝ ብዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ኣቢሉ ኣብ ክልላት…
ኣብ ክልል ሶማሌ መሰረታዊ ፅርየት ኣገልግሎት ክብ ንምባል ካብ ተርኪ ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣማኸርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ መሰረታዊ ፅርየት ኣገልግሎት ክብ ንምባል ካብ ተርኪ ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣማኸርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም።
ተወካሊ መንግስቲ ቱርኪን ትካል ኮንሰልቲንግ መልቲን ፕሮፌሰር ዚያ ብሩሃቲንን ሲይፍቲን ቦጋዚልን ሎሚ ምሸት ኢዮም ጅግጅጋ ኣቲዮም።…
ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ ውዒሉ።
ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ…
ኢሰመኮ መበል ካልኣይ ብሄራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪካ ብምኻነ ተሓሪዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ(ኢሰመኮ) መበል ካልኣይ ብሄራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪካ ብምኻነ ተሓሪዩ።
ኣብ ኣፍሪካ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ትካል እንትኸውን ኢሰመኮ ንህፃናት ዝገብሮ ሓለዋን ዝህቦ ከለላ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ሰብኣዊ መሰልን…
ክፍለ ከተማ ኣዲስ 127 መንበሪ ኣባይቲ ንዝተፀገሙ ወገናት ኣተሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ኣዲስ 127 መንበሪ ኣባይቲ ንዝተፀገሙ ወገናት ኣተሓላሊፉ።
እቶም ወገናት ነብዙሕ ዓማውቲ ብስእነት መንበሪ እንትሰቐዩ ዝነበሩን ናይ ድኻ ድኻ ተባሂሎም ነዝተፈለዩ ነበርቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብቲ…
ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ዲያስፖራ ልዕሊ 1 ነጥቢ 37 ቢሊየን በር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ዲያስፖራ ልዕሊ 1 ነጥቢ 37 ቢሊየን ብር ደገፍ ብገንዘብን ዓይነትን ከምዝተኣከበ ተገሊፁ።
ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ተሳትፎን ልምዓትን ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ብዝተተሓሓዘ ዝተፈፀሙ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራት ብምግምጋም…
እተማቕልዎ እንተዘይሃለወ እኳ ዘለኩም ፍቕሪ ኣርእዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ከተማ ይካየድ ኣብ ለዞ መርሃ ገብሪ ምክፋል መኣዲ ዝተረኸባ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ፥ እተማቕልዎ እንተዘይሃለወ እኳ ዘለኩም ፍቕሪ ኣርእዩ ክብላ ተዛሪበን።
ምምሕዳር እታ ከተማ ሎሚ መዕልቲ ኣብ ዝገበሮ ምምቓል…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ወገናት ደገፍ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ወገናት ደገፍ ገይረን።
እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ ሸሞንተ ንዝነብሩ ኣስታት 300 ዝኾኑ ወገናት ኢየን ደገፍ ገይረን።…