Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሕርሻ ወሰን ክልል ሶማሌ ዝተረኸበ ፍርያት ዘስድምም እዩ ቀ/ሚ ኣብይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ወሰን ክልል ሶማሌ ዝተረኸበ ፍርያት ኣዝዩ ዘስድምም እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚንስተር ኣያ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ዞባ ፋፈን፤ ክልል ሶማሌ ብዘመናዊ መንገዲ እናፍረዮ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ ኣድሂቦም ዑደት ገይሮም፡፡
እቲ…
ዕውትነት ሓምለዋይ ኣሰር ሃገርና ዝነኣድ ስራሕ ክትሰርሕ ከምእትኽእል ዓብዪ መርኣያ እዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕውትነት ሓምለዋይ ኣሰር፤ ሃገርና ዝነኣድ ስራሕ ክትሰርሕ ከምእትኽእል ዓብዪ መርኣያ እዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡
ፕሮጀክት ሓምለዋይ ኣሰር ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ 2011 ዓ.ም ብዕሊ እንትጅመር…
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ፅፈት ብምድሃብ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ኣብ ፅፈት ብምድሃብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ድሬዳዋ ብዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ተዛዚሙ።
ኣብቲ መርሃ…
ሓምለዋይ ኣሰር ዝባደመ ሃፍቲ ተፈጥሮና ዝመለሰ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝባደመ ሃፍቲ ተፈጥሮና ዝመለሰ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃረር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።
ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…
ክሳብ ሐዚ 240 ሺሕ 73 ሜትሪክ ቶን ምግቢ ናብ ትግራይ ከምዝልኣኸ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 240 ሺሕ 73 ሜትሪክ ቶን ምግቢ ናብ ክልል ትግራይ ከምዝልኣኸ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ኣፍሊጡ።
ብተወሳኺ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ከምዝተልኣኸ ገሊፁ።
ዳይሬክተር ረክብ ህዝቢ እቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ሃረር ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ሃረር ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ከተማ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ኣሰር ክሳተፉ…
ዘኹርዕ ዓወት ኣትሌታት ተሳጋሪ ክብሪ ስነ ልቦና ተዓዋታይ ትውልዲ ኢትዮጵዊያን ከምዝኾነ የርእይ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘኹርዕ ዓወት መናእሰይ ኣትሌታት ተሳጋሪ ክብሪ ስነ ልቦና ተዓዋታይ ትውልዲ ኢትዮጵዊያን ከምዝኾነ የርእይ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ኮሎምቢያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ዑጅለ ልኡኽ…
ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ 1 ሽሕን 132 ተምሃሮ አመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ትምህርቲ ዘምሀሮም 1 ሽሕን 132 ተምሃሮ አመሪቑ።
ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ሎሚ እናመረቐ ዝርከብ ንመበል 9ይ ግዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቶም ተምሃሮ ብስሩዕ፣ ብናይ ምሸት፣ ብክረምታዊ መርሃ ግብሪን፤ ብፕሮግራም…
ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ኲናት ኣዋሽ ሰብ ሞያታት ሜካናይዝድ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ኲናት ኣዋሽ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ንዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ሜካናይዝድ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምርቓት ዝተረኸቡ ሓላፊ ዋና መምርሒ ስልጠናን ትምህርትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጀኔራል ይመር መኮንን፥ ቤት ትምህርቲ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 11 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ሰነድ ፖሊሲ ሃገራዊ ፍሉይ ቁጠባዊ ዞባ ብምዝታይ፥ ኣህጉራውን ዞባውን ንግዳዊ ምትእስሳራት፣ ንቁጠባዊ ምዕባለ…