Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2020 ጀሚረን ሻምፒዮን ጋቪ ኮይነን ዝፀንሓ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ዶክተር ሴት በርክሌይን ኣብቤት ፅሕፈተን ተቐበሊን ተዛቲየን።
እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጋቪን ብዛዕባ ዘሎ ምሕዝነትን…
ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም።
ብዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም÷ ደጀንነት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡
ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ…
ንቐፃሊ ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባብታት ቅልጡፍ ስራሕ ክስራሕ ከምዝግባእ ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባብታት ዝሓሸ ቅልጡፍ ስራሕቲ ምክልኻል ክስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣተሓሳሲቦም፡፡
ኣብ ክልል ዓፋር ብውሕጅ ዘጋጥሙ ሓደጋታት…
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኢንኮሞኮን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣገልግሎት ምምኻርን ስልጠናን ብመሃብ ምስ ዝፍለጥ ኢንኮሞኮ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።
ትካል ኣማኻሪ ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ዝኾነ ኢንኮሞኮ÷ ኣብ ስደተኛታት ትኹረት ገይሩ ዝሰርሕ…
እንግዶት ሕብረት ኣፍሪካ መንግስቲ ቅድመ ሐዚ ዘቕረቦም ቅዋማት ዝሓለወ ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ሓበሬታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሂቡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ሕብረት ኣፍሪካ ዘተ ሰላም ዝመርሑ ኣካላት፣ ዕለትን ቦታን ብምግላፅ እቲ ዘተ ሰላም ንክጅመር ዕላዊ ፃውዒት ኣቕሪቡ ኣሎ ኢሉ።…
ኣብ ኣፍሪካ ሓድነት ንኽጥንክር ኢትዮጵያ እናተፃወተቶ ትርከብ ሓላፍነት ክትቅፅለሉ ኢያ – ቢቂላ ሁሪሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሓድነት ንኽጥንክር ኢትዮጵያ እናተፃወተቶ ትርከብ ሓላፍነት ክትቅፅለሉ ኢያ ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም።
ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ቡሩንዲ ዝተሰናደአ…
ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ኣብቲ ዘባ ካብ ዘለዋ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተኣከበ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምርካብ…
ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ።
193 ሃገራት ብኣባልነት ዝሓዘ እቲ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ጉባኤኡ ኣካይዱ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ…
ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ።
እቶም መመርመሪ መሳርሒታት÷ ብማእኸል ምርምር መፅናዕቲ ባዮቴክኖሎጂን ስቴት ቫይሮሎጂን ሩሲያ ዝፈረዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
እቲ ርኽክብ÷…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣባ ልዕሊ 22 ሺሕ ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባራዊ ዝተገበረ መምርሒ ዕድጊት ሲሚንቶ ካብ ዝፈቕዶ ወፃእ 22 ሺሕን 293 ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እናተርኣየ ዝርከብ ናህራ ዋጋ ሲሚንቶ…