Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መምርሒ መፈፀሚ መልቀቒ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና ሃገራዊ ቅድመ ምረቓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብግቡእ ንምምራሕን ንምምሕዳርን ዝተሰናደአ መምርሒ መፈፀሚ ፈተና ፀዲቑ።
ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝሓበሮ፥ እቲ መምርሒ ኣብ ምድላው መልቀቒ ፈተና ክካተቱ ዝግበኦም ትሑት ሃገራዊ መምዘኒ…
ኣመራርሓታት ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ተዋዲዱ ንኽሰርሕ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ኣመራርሓታት ከተማ ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ብቆራፅነት፣ ተኣማንነትን ብምውዳድን ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ምስ ኣመራርሓታት መንግስቲ ፌዴራል፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ከንቲባታ ከተማን ኣመራርሓታት…
ከባብያዊ ምርጫ ምስላጥ ዘኽእል ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ከባብያዊ ምርጫ ምስላጥ ዘኽእል ዘተ መስ መዳርግቲ ኣካላት የሳልጥ ኣሎ።
ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣድላይነት እቲ ምርጫ ኣዝዩ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ተዛሪበን።
ስለዝኾነ እዚ ንምክያድን ካብ ዝማዕበላ ሃገራት…
ዘተኣማምን ወተሃደራዊ ሓይሊ ንምህናፅ ንሰርሕ ኣለና-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2015 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተማልአ ሎጂስቲክስ ብምቕራብ ዘተኣማምን ወተሃደራዊ ሓይሊ ንምህናፅ ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ ምክልኻል ሃገር ካብ ኩሎም እዚታት መስ…
ኣትሚስ ብዝብል ዝተወደበዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ቀጣናኡ ተረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ተልእኾ ምዕቃብ ሰላም እንትዋፃእ ዝነበረ ሻድሻይ ዙር ኣሚሶም፥ ብዝብል ሓዱሽ ሽም ንዝተወደበ ኣትሚስ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣረኪቡ።
ኣብቲ ስነስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ ሴክተር ሰለስተ ብርጋዴር ጄኔራል…
ፕሮጀክት መሳለጢ መገዲ ፑሽኪን ጎፋ መዞሪ ተነሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መሳለጢ መገዲ ፑሽኪን ጎፋ መዞሪ ሎሚ መዓልቲ ተነሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይን ኣፈፃሚ ጉዳይ ኤምባሲ መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር…
ሓምለዋይ ኣሰር ሓምለዋይ ባህሊ ብምፍጣር ዕዉት ኮይኑ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣርባዕተተኸታተልቲ ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብታ ሃገር ሓምለዋይ ባህሊ ብምፍጣር ዕዉት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምዝዛም ናይ ኣርባዕቲኡ ዓመታት መርሃ ግብሪ…
ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ዘይሕጋዊ ገንዘብ ወፃኢ ሃገር ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝተረኸበ ገንዘብ ወፃኢ ሃገር ተታሒዙ።
እቲ ገንዘብ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሞያሌ ኣብ ትጓዓዝ ተሸከርካሪት ተሓቢኡ ከምዝተረኸበ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሻሽመኔ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ።…
ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት መስኖ ዛዚምካ ኣብ ረብሓ ምውዓል ትኹረት በጀት ሓዱሽ ዓመት ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ስራሕ ከይኣተዉ ዝፀንሑ ፕሮጀክትታት መስኖ ዛዚምካ ኣብ ረብሓ ምውዓል ትኹረት በጀት ሓዱሽ ዓመት ከምዝኾነ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባብታትን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ገምጋም ንበጀት ዓመት 2015 ድማ ሓባሪ ትልሚ ምስ ሰብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ሰደድን ኣታዊን ኢትዮጵያ ብልዑል ኩነታት የሳልጥ እዩ ዝተባህለ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተመሪቑ ተኸፊቱ።
እቲ ዞባዊ ንግዲ ንወደብ ጅቡቲ ብቀረባ ርሕቐት ዝርከብ ብምዃኑ ፍርያታት ኣታዊ ብቐጥታ ናብ ውሽጢ ዓዲ…