Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ- ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ ኢሎም ተመራማሪ ሃይድሮ ፖለቲክስን ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር)።
ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር) ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር…
ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን፤ ኣሰር ጅግንነቱ ዘንብረሉ፣ ብቕዓቱ ዝልከዐሉን ናይ ሃገር ኩርዓት ዝእውጀሉን ሰፊሕ መፃወቲ ሜድኡ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ…
ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ጥቕሚ፣ ድልየት ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ኢትዮጵያን…
ምቁፅፃር ክሊ ኣየር ምጥንኻርን ሉኣላውነት ሃገር ምሕላውን ቁልፊ ግደ ዘለዎ በሪ ባሕሪ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሞያ ሕክምና ኣብ ኣቪዬሽን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሰለሞን ጉርሙ (ዶ/ር) ምቁፅፃር ክሊ ኣየር ምጥንኻርን ሉኣላውነት ሃገር ንክሕሎ ይገብር ኢሎም፡፡
መበል 90 ዓመት ክብረ በዓል ብዝተፈላለዩ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ መደባት…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኩሉ ዓውድታት ዝተተለሙ ስራሕቲ ብማእኸላይ 95 ሚኢታዊ ተዓዊቶም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናይዚ በጀት ዓመት ዝተቐየረ ባህሊ ስራሕ፣ ነበርትን መሓዙት ልምዓትን ብማእኸላይ 95 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ትልሚ ስራሕቲ ኣብ ኩሉ ዓውድታት ምዕዋት ተኻኢሉ ኢለን።
ኣብ ከተማ…
ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዶብ ሰገር ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ወተሃደራዊ ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዶብ ሰገር ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ወተሃደራዊ ስምምዕነት ተፈራሪመን፡፡
እቲ ስምምዕነት ብወገን ኢትዮጵያ ዋና ኣዛዚ ሰሜናዊ ምብራቕ ሌተናል ጄነራል ኣሰፋ ቸኮል ብወገን ጅቡቲ ድማ ኣዛዚ ግንባር ሰሜናዊ ምዕራብ…
ጉዕዞ ከተማነት ኢትዮጵያ ብርቱዕ ከምዝኾነ መብፅሒኡ ንርኢ ኣለና – ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሰ ጉዕዞ ከተማነት ኢትዮጵያ ብርቱዕ ከምዝኾነ ትልሙ፣ ተግባሩን ቀፃሊ መባፅሕኡን ንምልከት ኣለና ኢሎም፡፡
እቶም ፕሬዚደንት ኣብያተ ክርስቲያናት ጎንደር ሓዊሱ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ታሪኻዊ ቦታታትን ልምዓትን ዑደት…
ዝነኣዱ ባህላዊ ክብሪታትን ትውፊታትን ኢትዮጵያ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምሕላው ይግባእ – ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝነኣዱ ባህላዊ ክብሪታትን ትውፊታትን ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምሕላው ይግባእ ኢለን ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ።
ኢትዮጵያ ብዙሓት ባህላዊ፣ ታሪካዊን ኪነ ጥበባዊን ፀጋታት ከምዘለውዋ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኤክስፖ ኣቪዬሽን 2026 ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረኸብሉ መበል 90 ዓመት ክብረ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኤክስፖ ኣቪዬሽን 2026 ተኻይዱ።…
ንዘላቒ ዕብየት ምልማዕ ሃፍቲ ማዕድናትን ነዳድን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግቡእ ልምዓት ሃፍቲ ማዕድናትን ነዳድን ንዘላቒ ዕብየት ወሳኒ ምዃኑ ክኢላታት እቲ ዓውዲ ይገልፁ።
ምስ ፋና ሚዲያን ኮርፖሬሽንን ፃንሒት ዝገበሩ ዩኒቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ኣብ ክፍሊ ፊዚክስ መምህር ጌትነት ኣስራት (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ሃፍቲ…