Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ምጅማረን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም ንምድሓን ኩሎም ኣማራፅታት ብምጥቃም ሰብኣዊ ሓገዝ…
ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ብሰንኪ ኲናት ሩስያ-ዩክሬን ዘጋጠመ ቅልውላው ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ዓለም ለኸ ማሕበረሰንብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም።
እቶም ትካላት፥ ኣብ ተፈጥሮ ጋዝ ዘጋጠመ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ፈሪያት ሕርሻ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣6 ሚያዚያ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዝዘነበ ዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
ኣብታ ሃገር ከተማ ደርባን ብዝዘነበ ሓያል ዝናብ ኣብቲ ከባቢ ሓደጋ ውሕጅ ኣስዒቡ።
ብምኽኒያት እዚ…
ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን፣ ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን “ፃውዒት ዒድ ክሳብ ዒድ” ስዒቡ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ተጓዓዝቲ ጊዚያዊ መምርሒ ኣውፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን፣ ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን “ፃውዒት ዒድ ክሳብ ዒድ” ስዒቡ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ዘገልግል ጊዚያዊ መምርሒ ኣውፂኡ።
እቲ ኤጀንሲ ንኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብ ዝለኣኾ…
ኢትዮጵያ ካብ ዘላቶ ፀገም ቀልጢፋ ንክትወፅእ ደገፍ ዳያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኣለዎ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዘላቶ ፀገም ቀልጢፋ ንክትወፅእ ደገፍ ዳያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኣለዎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ እዋናዊ መግለፂ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር…
ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ እታ ከተማ ዘዳለዎ መድረኽ ሰላምን ፀፅታን ምስ ዝተፈላለተዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይሳለጥ ኣሎ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዮናስ…
ኣብ ወረዳ ቦሮና ብዘይሕጋዊ መገዲ አንትጎዓዓዝ ዝነበረ 120 ሸጓጉጢ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቦሮና ብዘይሕጋዊ መገዲ አንትጎዓዓዝ ዝነበረ 120 ሸጓጉጢ ከምዝተትሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ።
እቲ ሸጓጉጢ 1 ሚሊየንን 80 ሺን ብር ዝዋግኡ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ።
ተወካሊ ምክትል ኢንስፔክተር እቲ…
ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ሰንሰለት ዕዳጋ ብዝሓለወ መገዲ ብማሕበራት ሸመትቲ ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ነቲ በዓል ዝኾና አንስሳት ንምምፃእ መትእስሳር ዕዳጋ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ልዕሊ 1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ዝግመት ዕንወት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ልዕሊ 1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ዝግመት ዕንወት ምብፅሑ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ።
ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዝበፅሐ ጉድኣት ሚኒስቴር…
ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር መካተቲን ኣሳታፊን ምግባር ንምዕት ዝተሓሰበ ብሄራዊ ምርድዳእ ዓብዪ ግደ ይጻወት – ሙሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዓቢዩ ሓደራን ሓላፍነትን ኣለዎ ክብሉ ሙሁራት ፖለቲካ ሳይንስ ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ተንታኒ ጉዳያት ፖለቲካን…