Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መለወጢ ዘመን ብሄረሰብ ወላይታ በዓል “ጊፋታ” ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መብሰሪ ሓድነት፣ ሰላምን ሕብረትን ዝኾነ መለወጢ ዘመን ብሄረሰብ ወላይታ በዓል "ጊፋታ" ኣብ ወላይታ ሶዶ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ወላይታ ካብ ኣረጊት ናብ ሓዱሽ ዘመን መሰጋገሪ ብስራት ተገይሩ ዝውሰድ በዓል ጊፍታ÷ መርሃ  ግብሪ መዛዘሚ…

መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ስትራቴጂክ ትልምታት ብግቡእ ክትግበር ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ስትራቴጂክ ትልምታት ብግቡእ ክትግበር ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኮከስ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን፣ ከምኡ ውን ምስ ሚንስቴር ፍትሕን ትካል ዓለም ለኽ ደቂ ኣንስትዮ…

ብዓል ዳሜራ ኣብ ዝኽበረሉ መስቀል ኣደባባይ መርሃ ግበሪ ፅሬት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር ብዓል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር እቲ ብዓል ዝሳለጠሉ ቦታ መርሃ ግበሪ ፅሬት ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፤ ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለዩ ስዓብቲ እምነት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ልዕሊ151 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ151 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 6  ክሳብ 12 መስከረም 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 144 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኣታዊን፤ ልዕሊ 7 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሰደድ…

ኣዲስ ኣበባ ብሕጊን ስርዓትን እናተመርሐት ከም ሽማ ውቅብቲ ክትከውን ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብሕጊን ስርዓትን እናተመርሐት ከም ሽማ ውቅብቲ ክትከውን ኢያ  ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ ኣዲስ ኣበባ ዝምጥን፣ ዘይሕጋዊነት…

ኣብ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ። ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ፖሊስ ገሊፁ። ምክትል ሳጅን ምትሕብባር ትራፊክ ምምሕዳር እታ ከተማ ሳጅን ቢላል ኣወል፥ እቲ ሓደጋ…

“ያሆዴ” ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሃዲያ ኣብ “ዩኔስኮ” ንክምዝገብ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ያሆዴ" ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሃዲያ ኣብ “ዩኔስኮ” ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ በዓል ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ቀጀላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ…

 “ዮ…ማስቃላ” ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓመት መላወጢ ጋሞ “ዮ...ማስቃላ” ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ምምሕዳር ዞባ ጋሞ ዝተሃነፀ ተምሳሌት ሰላም ብሄር ጋሞ ኣብ ዝኾነ ሓውልቲ ምረቓ ተጀሚሩ። እቲ በዓል ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና…

ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ዓውዲትት ዝተምሃሩ ልዕሊ 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ንመበል 14 ግዘ ብዓውዲ ሕክምና ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲትት ከምህሮም ዝፀንሐ ልዕሊ 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ዶ/ር ሁሴን ቃሲም፣ ፕሬዝደንት እቲ…

ባንኪ ፀደይ ስርሑ ብወግዒ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ቐደም ሽሙ ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣምሓራ /ኣብቁተ/ ናይ ሐዚ ባንኪ ፀደይ ስርሑ ብዕሊ ብወግዒ ጀሚሩ። እቲ ባንኪ ኣብ 148 ጨንፈራት ብ 8 ቢሊየን ብር ብዝተኸፋፈለ ርእሰ ማል ብዕሊ ስርሑ ምጅማሩ ተገሊፁ። እቲ ባንኪ ስሙ ናብ ፀደይ…