Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ይርጋለም ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሕርሻ ልዕሊ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር እቶት ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ይርጋለም ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሕርሻ ልዕሊ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክ ኢንዱስትሪ ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ።
እቲ ፓርክ 11 ሺዳት ሒዙ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቲ ሓደ ዓመት ዝገበረ እንትኸውን፥ ኣበዚ ሐዚ እዋን…
ጉጅለ ልኡኽ ሕክምና እስራኤል ጉድኣት ንዝበፅም ትካላት መሊስካ ንምህናፅን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ጎንደር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ሕክምና እስራኤል ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅም ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምህናፅን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ጎንደር ኣቲዩ።
ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝዓነዉ…
ሓፈሻዊ ወፃኢ ጥዕና ኢትዮጵያ 127 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ወፃኢ ጥዕና ኢትዮጵያ 127 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ነዚ ዝበለ ሻምናይ ዙር ውፅኢት መፅናዕቲ ወፃኢ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ኢዩ።
ኣብ በጀት ዓመት…
ንረቀቕቲ ሕጊታት ‘ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎስአንጀለስ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕጊታት 'ኤች ኣር 6600'ን 'ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ከተማ ሎስአንጀለስ ተኻይዱ።
እቲ ሰልፊ ተኻየዱ ዘሎ፥ ኣብ ፊት ንፊት ቢሮ ንረቀቕቲ ሕጊታት 'ኤች ኣር 6600' ዘዳለዉ ኣባል ኮንግረስ ካሊፎርኒያ…
ኣብ ወረዳ ሰሙሮቢ ገልዐሊ ብዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 160 ኣባይቲን ሹቓትን ዓኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ሰሙሮቢ ገልዐሊ ብዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 160 ኣባይቲን ሹቓትን ከምዝዓነዉ ምምሕዳር እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ።
ኣመሓዳሪ እቲ ወረዳ ኣይተ ሓሰን ሃንዲ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ትማሊ 10 ሰዓት ድሕሪ ቀትሪ ሃንደበት ካብ መሸጢ ቤንዚን…
ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላኖች ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ክበራ ይኽእላ ኢየን-በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላኖች ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ክበራ ይኽእላ ኢየን ክበል በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላኖች 1 መጋቢት 2011 ዓ.ም ብበረራ ቁፅሪ ኢ ቲ-302…
ልዕሊ 108 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 108 ሚሊየን 2014 ሺሕ ብር ዝግመቱ ዋጋ ዘለዎም ኣውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝገበሮ ክትትል 99 ሚሊየን 386 ሺሕ ብር ኣተውቲ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 8 ነጥ 8 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ…
1 ሺሕን 355 ዜጋታ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 355 ዜጋታ ሎሚ መዓልተ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ካብ ሞንጎ ናብ ዝተመለሱ 1 ሺሕን 355 ዜጋታት እቶም 350 ህፃናት እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 5 ዝኾኑ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተገሊፁ፡፡
ንተመለስቲ…
አብ ዘፈር ፍትሒ ዝስትውዓሉ ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ ዘኸእሉ ጉዳያት ድሃበ ምይይጥ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ዘፈር ፍትሒ እናተርኣዩ ዝርከቡ ፀገማት ንምፍታሕ ኢንስቲትዩት ሕጊን ፍትሒን ፌዴራል ምስ ኣካላት ፍትሒ ፌዴራልን ክልላትን ሃገራዊ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣምባሳደር ደግፌ ቡላ ሓዊሱ…
ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ብምትሕብባር ንምስራሕን ኣድላዪ ደገፍ ንምግባርን ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ብምትሕብባር ንምስራሕን ኣድላዪ ደገፍ ንምግባርን ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር ማእኸል ምክልኻለን ምቁፅፃርን ሕማማት(ሲ ዲ ሲ) ጉው ፉ ብኢንተርኔት…