Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሌን ግርማቸው ብሃንደበት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ኤፍ ኤም ነቀምቴ 96 ነጥቢ 1 ጋዜጠኛ ዝነበረት ወይዘሮ ብሌን ግርማቸው ሎሚ መዓልቲ ብሃንደበት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊያ።
ወይዘሮ ብሌን ካብ 2005 ዓ.ም ጀሚራ ህይታ ክሳብ ዝሓለፈሉ እዋን ኣብ ፋና ኤፍ ኤም…
ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣፍልጦን ሽልማትን ተበርኪትሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣመራርሓን ኣባላትን ፍሉይ ሓይሊ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብ ከተማ ቦንጋ ከምዝተኻየደ ገሊፁ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር…
ኣብ ክልል ዓፋር ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ማሕበራዊ ሓገዝ ከውህብ ዘኽእል ስልጠና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብኩናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ኣገልግሎታት ስነልቦናን ማሕበራዊ ሓገዝን ምሃብ ዘኽእል ስልጠና ኣብ ከተማ ሰመራ ምሃብ ተጀሚሩ።
እቲ ስልጠና ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን፣ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኢኒስቲትዩት ጥዕና ማሕበረሰብ…
ኣብ ታንዛንያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 60 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛንያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 60 ኢትዮጵያውያን ብፍቓዶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሓላፊ ዓለም ለኸ ትካል ፕሮግራም ስደተኛታት ኣብ ታንዛኒያ ዴቪድ ሆፍሜየር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቶም…
ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ገዛውቲ ዓቕመ ደካማታት ናይ ምሕዳስ ስራሕቲ ኣጀሚሮም።
እቲ ሕድሰሳት ገዛውቲ ዘጀመራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ እንትኾና፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዲኤታታትን…
ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ዝዓደጎም 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ቀደብ ጅቡቲ ኣጓዓዒዙ ከምዝዛዘመ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝዓደጎ ልዕሊ 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ቀደብ ጅቡቲ ኣጓዓዒዙ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።
ናይ መወዳእታ 10ይ ዙር 500 ሺሕ ኩንታል ዩሪያ ዘበናዊ…
ኣብያተ ምኽሪ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ደቡብ ምስ ጎረባብቲ ህዝብታት ኮብምዃን ብክልል ንምውዳብ ዘኽእል ውሳነ ኣሕሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ምኽሪ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ደቡብ ምስ ጎረባብቲ ህዝብታት ኮብምዃን ብክልል ንምውዳብ ዘኽእል ውሳነ ኣሕሊፎም።
ቤት ምኽሪ ዞባ ህዝቢ ጎፋ 4ይ ዙር 9ይ ዓመት ዘመን ስራሕ 5ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣወዳድባ…
ቴሌቭዥን ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ፈተነ ፈነወ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴሌቭዥን ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ሎሚ ብዕሊ ተመሪቑ ፈተነ ፈነወኡ ጀሚሩ፡፡
ነቲ ጣብያ ፈተነ ፈነወ መሪቖም ዘኽፈቱ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ዲኤታ…
ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ዝተረኽቡሉ ተመሪቖም።
እቶም ፕሮጀክትታት ብተሳትፎ ህዝቢ ተሃኒፆም ንግልጋሎት ዝወዓሉ ምዃኖም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ሓምለዋይ ኣሰር ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይምብርከኽ ኢኮኖሚ ንምህናፅ መፍትሒ ኢዩ – ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ 4ይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ሚሊየን 700 ሽሕ ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተጀሚሩ።
“ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ…