Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ነበርቲ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ሚሊዮን ብር ዝግምቶም ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ሚሊዮን ብር ዝግምቶም ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።
ነቲ ሓገዝ ዝተቐበላ ሚኒስተር ዲኤታ ሚንስትር ምክልኻል ሃገር ማርታ ሉዊጂ፥ ሓድነት ልኣለዉነት ሃገር ንምሕላው ብቖራፅነት ይኳሻሕ…
መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ ምርግጋፅ ደው ኣየብለናን-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ ምርግጋፅ ደው ኣየብለናን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ናብ ፋና ብድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ሆሮጉድሩ ወለጋ ኣብ ለዕሊ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፍሪያት ሰርናይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ኢሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዘሎ ፍሪያት ሰርናይ እወንታዊ ጅማሮ ከምዘለዎ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ድምር ውፅኢት ልዑል ውፅኢት ከምዘርከብ…
ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ኣመራርሓ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራ ተዛቲዮም።
እቶም መራሕቲ ፖሊሲ ኣፍረይቲ ኢንዲስትሪ ካብ ምስንዳእ ጀሚሩ ኣብ እዋን ኮቪድ ኤክስፖርት ክቕፅል…
መድረኽ ዘተ ኣብ ምምዕባል ዝርከባን በሪ ባሕሪ ዘይብለንን ሃገራት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትሳተፈሉን ኣብ ምምዕባል ዝርከባን በሪ ባሕሪ ዘይብለንን ሃገራትን መድረኽ ዘተ ኣብ ኒውዮርክ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጋድና ጎድኒ ኢዩ እቲ መድረኽ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…
በዓል ዳሜራን መስቀልን ብሰላም ንኽዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዳሜራን መስቀልን ብሰላም ንኽዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምስ ዝተውፃፅኡ ወለንታውያን ኣባላት ሰራዊት ሰላም ብምትሕብባር በዓል መስቀልን ዳሜራን ብሰላም…
ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ዝሓተተ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ዝሓተተ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ኣባል ሸኔ ከምዝኾነ ዝተጠርጠረ እቲ ውልቀሰብ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ካብ ወለዲ እቲ ህፃን ተቐቢሉ ኣብ ከተማ…
ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ተፀዋዕቲ ትካላት እቲ ሚኒስቴርን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።
እቲ ሓገዝ÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ንሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝን ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድን ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክ ማኑዌል ጎንቻልስን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ርክብ ተን ሃገራት…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብኣካቢ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ኣውሮፓ ዴቪድ ማካሊስተር ዝተመርሐ ልኡክ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ብኣካቢ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ኣውሮፓ ዴቪድ ማካሊስተር ዝተመርሐ ልኡክ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐበሊን ኣዘራሪበን።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ÷ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ኣውሮፓ፣ ኮሚቴ መሰል ደቂ ኣንስትዮን…