Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን-ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ ሚያዝያ 1 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ፅባሕ 2 ሚያዚያ 2014…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓደጋ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ አንትኸውን፥ ፍሉይ ሽሙ “ሰብስቤ ዋሻ” ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ…
ነቲ ዝተዛብዐ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምምዕርራይ ዘኽእል ትልሚ ሰለስተ ዓመት ተዳልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነቲ ዝተዛብዐ ሃገራዊ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምምዕርራይ ዘኽእል ትልሚ ሰለስተ ዓመት ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ትልምን ልምዓትን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትልምን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ንጣብያና ከምዝገለፅኦ፥ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ስእነት ስራሕ፤ ካብ ቁፅፅር…
ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ዝደሊዩ ቁፅሪ ዜጋታት ብምውሳኹ ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በዝነበረ ኲናትን ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ብሰንኪ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት “ምብዛሕ ፈተናታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብለናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ”ምብዛሕ ፈተናታት ካብ ጉዞ ብልፅግና ደው ኣየብለናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መንእሰያት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እናተሳለጠ ይርከብ።
ኣብ ክልል ጋምቤላ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ምኽክር መንእሰያት ክልል ጋምቤላን ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ንረቀቕቲ ሕግታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወሙ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ከተማታት ኣሜሪካ ክካየዱ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕግታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወሙ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ከተማታት ዋሺንግተን ዲሲን ሎስ ኣንጀለስን ክካየድ እዩ።
ፅባሕ ፊት ንፊት ዋሺንግተን ዲሲ ዋይት ሃውስ ከምዝካየድ ሰላምን ደሕንነትን ንኢትዮጵያ ማሕበር ኣካቢ ግብረ…
“ምብዛሕ ማሕለኻታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ኣይግድበናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መናእሰይ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ምብዛሕ ማሕለኻታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ኣይግድበናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መናእሰይ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ፥ መናእሰይን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከተማ ባህርዳርን ምስ ኣመራርሓታት ዉድብ ብልፅግና እታ ከተማ ብምዃን…
ኣብ ክልል ሶማሌ 51 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ፕሮጀክትታት መስኖ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሊበን ኣብ ክልተ ወረዳታት 260 ሄክታር መሬት ምልማዕ ዘኽእሉ ኣርባዕተ ፕሮጀክትታት መስኖ ተሃኒፆም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም።
ኣብቲ ዞባ ወረዳታት ዶሎ ኣዶን ቆልማዩን ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት መስኖ 51 ሚሊየን ብር ወፃኢ…
መሰረታዊ ሸቐጣት ምግቢ ብዘይዝኾነ ይኹን ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ብቀጥታ ንክኣትዉ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ መሰረታዊ ሸቐጣት ምግቢ ዝኾኑ፤ዘይቲ፣ ስርናይ፣ ስኳርን ናይ ህፃውንቲ ፀባን ሩዝን ብዘይዝኾነ ይኹን ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ብወገን ኮሚሽን ጉምሩክ (ብፍራንኮ ቫሉታ) ብቀጥታ ንክኣትዉ ተወሲኑ።
መንግስቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን፤ እዚ እናተራኣየ…
ብጀነሬሽን ኣንሊሚትድ ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ዝቐርቡ ጉጅለታት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጀነሬሽን ኣንሊሚትድ ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ዝቐርቡ ክልተ ጉጅለታት ከምዝተፈለዩ ሚኒቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ።
ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናደአ ውድድር መናእሰይ ፈጠራ ሓሳብ ፀገም ፈታሒ ስራሕ ጀነሬሽን ኣንሊሚትድ፥…