Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ንዑ ናይ ሓባር ገዛና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ፓነል ዘተ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንዑ ናይ ሓባር ገዛና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ፓነል ዘተ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ኣብ ሆቴል ካፒታል ዝካየድ ዘሎ እነትኸውን፥ ብማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ሚኒስትር ባህሊን…
ፕሬዚዳንት ባይደን ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕ ከይዲ ሰላም ከምዝድግፉ ዝገለፅዎ ሓሳብ ቅዋም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዩ- ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ሃገሮም ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንምፍታሕ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕ ከይዲ ሰላም ከምዝድግፉ ዝገለፅዎ ሓሳብ ቅዋም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም።
መበል 77…
ኣብ ከተማ ወልዲያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ይካየድ ኣሎ።
እቲ መርሃ ግብሪ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ጉባ ላፍቶ ምስ ባንኪ ደም ወልዲያ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ተሳተፍቲ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ግንባር…
ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብርእሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ክሊ…
ኢትዮጵያ መለክዒ ሞያ እንተያማለአ ዝተሰናደአ ፀብፃብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ንኽቃወሙዎ ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዘቕረቦ ትሕቲ ደረጃ ዝኾነ ፀብፃብ መለክዒ ሞያ እንተየማለአ ዝተሰናደአ ፀብፃብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኽቃወሙዎ…
ብሽፋን ንግዲ ጦር መሳርሒ እናነገደ ዝነበረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሽፋን ንግዲ መስተ ጦር መሳርሒ እናነገደ ዝነበረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ኣብ መንሪ ገዛ እቲ ተጠርጣሪ ብዝተገበረ ፍተሻ ዝተፈላለየ ኣፅዋራትን ተተኮስቲ ጠያይቲን ሓዊሱ 80 ሺሕ…
ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያን ኣመልኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ፖለቲካዊ ድሌት ዝተሓንገጠ ኢዩ – ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያን ኣመልኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ፖለቲካዊ ድሌት ዝተሓንገጠ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን ኣፍሊጡ።
ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት÷ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ቤት ምኽሪ…
ምስ ኲናት ተተሓሒዙ ዝተፈፀመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ቀዳማይ ፀብፃብ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ምስቲ ኲናት ተተሓሒዞም ዝተፈፀሙ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ቀዳማይ ፀብፃብ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ግብረ ሓይሊ÷ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ማለት እውን ካብ መስከረም ክሳብ 25 መጋቢት 2014…
ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤሚረታት ዓረብን ኣብ ጉዳይ ገበን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒቴር ፍትሒ ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ፍትሒ ሕቡራት ኤሚረታት ዓረብን ኣብ ጉዳይ ገበን ብሓባር ንምስራሕን ገበነኛታት ኣሕሊፍካ ንመሃብን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ዲኤታ ፍትሒ ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደውን ሚነሲትር…
“ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንፖለቲካዊ ባህጊ መፈፀሚ ዝወዓለን ሓቂ ዝኸሓደን ኢዩ”-ጄፍ ፒርስ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንፖለቲካዊ ባህጊ መፈፀሚ ዝወዓለን ሓቂ ዝኸሓደን ኢዩ” ክብሉ ተመራማሪ ታሪኽ ጄፍ ፒርስ ኣፍሊጦም።
ካናዳዊ ተመራማሪ ታሪኽን ደራሲን ጄፍ ፒርስ፥ በቲ ኮሚሽን ምስክርነትን ፍልፍላት ሓበሬታን ዝተጋበዙ…